"መን’ዩ ንሱ?" ======= ቈልዓ ሓቲቱ ቃላት ሸሚቱ መስሓቕ'ዩ ዑንዱ “መን’ዩ ንሱ” ኢሉ ሓቲቱ ኣሽካዕሊሉ ክምልሶ ፈቲኑ ኩሉ ጌጋ ኰይኑ ዝገርም’ዩ! ክሕሱ ዝርህጽ ንሓቂ ዝጉዕጽጽ ናይ ኣእምሮ ሩቡጽ ጉዳም ፓፓጋሎ ናይ ሓቂ መንሽሮ ዝተዋጃበሮ ኑሱ ድኣ፡ ጅግና ትኩር በዓል ስረ ኣማን ህዝቡ ብሓቂ ዝዳነ ዘይርበሽ ዑሱብ ተሓንሓነ ኣብ ነብሱ ዝኣምን ምስ ህዝቡ ዝሓንን ርሃጹ ዘፍስስ ትኳቦ ዝጽይን ቅኑዕ በላዕ ናቱ ዓማጺ ዝዅንን ኑሱ ድኣ፡ ዉፉይ ንስራሕ ቅንዕና ዝወነነ ትግዕስቲ ልቦና ዓይኒ ህዝቢ ቦሶላ ኤርትራ እወ ንሱ ኣምበሳ ኤረይ ሓጺን ጽንዓቱ ዘይለክፍ ርፍራፍ ናይ እንዳማቱ ወሓስ ዉጹዓት ካብ ብሸዊቱ ወሽላኽ ዓማጺ ዘይመኻይዱ ዶስ ጋጊኻዮ ኢኻ ካብቲ ዘለኻዮ ኣብዘን ቁርብ ዓመት ምስ ተፈለኻዮ ስደት መዐሸዊ ኣፍካ ዘግፋሕካዮ? ወይስ ተኸፊልካ ገለ እንቅዓ ሙዕሮ ሃብሮም ከተናሹ ካብ ሓደ ወፋሮ ተዛረብ 'ቲ ሓቂ ንታሪኽ ክሓዲ ዘይዉርዙይ መናጢ ኦ ሕጂስ ፈሊጥናካ እቶት ንምርካብ'ዩ ብ”ዩቱፕ” ገርካ ክንዲ ምምባር ራሃጽካ ኣፍሲስካ ከምቲ "መን'ዩ ንሱ" ኣብነት ኣያኻ ሰነፍ! ውርደተኛ ናይ ሓቂ መንቀኛ ጸበልካ ኣይልከየና
ኤረይ ኣላትና ======== ኣላትና ሃገር ኩሉ እትውንን ኮለሊ ምስ ዛራ... 'ቲ ሃብታ ዝነግር ምስቲ ቀይሕ ባሕሪ ወጻኢ ዘሳግር ጻዕራም ሕብረተ ሰብ ኣብ ነብሱ ዝኣምን ንስራሕ መኸተ ብሓደ ዝሓንን ሰሪሑ ዝበልዕ ዘይደንን ዘይልምን ንኺድ ጥራሕ ብስራሕ ንመራሕ ኩሉ ክማራቓሕ ነወግድ ሰፋሕፋሕ 'ቲ ዘረባ ምብዛሕ ዳሕራይ ከይንናሳሕ እወ ንኺድ ኣብ ስራሕ ነድህብ እቶት ክብርክት
ይዘከሩ! ንዘክሮም! ========== ኣብዛ ወርሒ ሰነ 'ቶም ዋጋ ዝኸፈሉ ኤርትራ እንዳበሉ ከይተወላወሉ ንዘክሮም ነልዕሎ 'ቲ ስሞም የቐንየልና ንበሎም 'ቶም ስዉኣት ኩሎም። እወ ደቂስና ተሲእና ኣብ መኣዲ ዕላልና ኣብ ዕረፍቲ ስራሕና ኣብ ጉዕዞ መገሻና ኮታ ኣብ ኩሉ ንጥፈታትና ንሃቦም ምስጋና። ክብረት'ዮም ሓድነት ኤርትራውነት ነጻነት ዜግነት ዝሽትቱ ጅግንነት ተወፋይነት ኣብ ዕላማ እምነት። ሂወቶም ዝሃቡ ከይተወላወሉ ዓወት ንሓፋሽ እንዳበሉ። ንዓና ክጥዕመና በጃ ዝኾኑልና "መርሃዊ ምስ ማና" "መሓመድ ምስ ፋጥና" ሕሩያት ዜጋታትና።
ናብ ሓድሽ ምንቅስቓስ ተጋሩ "ፈንቅል"ኣንጻር ጭፍራ ወያነ/ህዋሃት፡
ኣታ ቁሩብ ዘይትሓፍሩ። በቃ እዚ ምቕዳሕን ዘይንስኻ ምምሳልስ ናትና ኢልኩም ሒዝኩሞ? ካብ እንታይ ተበጊስኩም ኢኹም ከ ን"ፈንቅል" መሪጽኩማ? ከይብሉና ዶ ኣይትብሉን ኢኹም? ግዜ ዶ ኣይምህረኩምን ኢዩ? ዘይናትካ ምቕዳሕ ብሕጊ ኩሉኩል ምዃኑ ከመይ ትስሕትዎ። ዘይተኽብርዎ? የንዕቕን የዋርድን፣ የኽስስን እኮ እዩ። ካልእ ገጽ ህዋሃት ኰንኩም ኮ ተራኢኹምኒ።
ወይ በዓል መሕነኽ! መን'ዩ ኸ መሪጽልኩም? ኣብ ኣኼባ ድዩ ዋላስ ብወልቀ ሰብ? ወይስ ሓሲብኩም፣ ተማያይጥኩም፣ ተንቲንኩም፣ ትርጉሙ ፈሊጥኩም? ተስፋ ይገብር ቀስ ኢልኩም ግዜ ከይወሰድኩም ድኣ ኣብ ኣኼባኹም ትቕይርዋ ትኾኑ? ዋላ'ኳ ኣንጻር ወያነ/ህዋሃት ሌባ ክትቃለሱ ኣገናዕ ዘብል እንተኾነ ብወገነይ ግን ከይተበገስኩም ኒዒቀኩም። ንልቦና ክኾነኩም ምቕዳሕ፣ ዘይንስኻ ምምሳል ነውሪ'ዩ።
"ፈንቅል" ኢልኩም ተሰይምኩም ከይሓፈርኩም ከይሓተትኩም ከይሰጎምኩም ኒዒቕናኩም ውዕሎ "ፈንቅል" ከይከብደኩም ዘይትሓቱ ኣቐዲምኩም 'ቲ ቅኑዕ ስም ክንሓርየልኩም ትርጉም ዝህብ ዘስራሓኩም ናትና ትብልዎ ዘዅርዓኩም እንታይ'ዩ ኸ 'ቲ ዝፍንቀል ካብ መቐለ ካብቲ ሆቴል ኣንጭዋዶ ተመን ገበል? ኣይተርስሑ ውዕሎ ጅግና ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ንምቅላስ ነቲ ጭፍራ
Happy birthday Eritrea! ዮሃና ህዝቢ ኤርትራ እንኳዕ ኣብጽሓና! ነጻነትና፡ ህዝባዊት በዓልና መግለጺት ዓወትና ዝተኸፍላ ኣፍላ ዝተኻዕዋ ደማና ንዘክራ ሓቢርና ብሓጐስ ልቦና ኣብ ዘለና ሃሊና ክብሪቲ'ያ ድንቂ ብልጽቲ መዓልቲ ዝተኸፍላ መስዋእቲ ኣሻሓት ሰማእቲ ክንኮርዕ ክንሕበን ብነጻነት ሃገር ንሎሚ ዘልኣለም ደጀን ኰይኖሙና ሓሊፎም ክንዳና "መርሃዊ ምስ ክብራ" ኣብቲ ወራር ቁና እወ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ ብሳሎኦም እኔና ኰሪዕና ኤርትራውያን ንብል ክሳድና ኣቕኒዕና!
ኣብ ቃልሲ ጉዕዞና ከብቅዕ ስቓይና እንታይ ዘየሕለፍና ዋጋ ተኸፊሉ ኣፍላ ተመንኪሉ ክሕርር ሃገሩ ድሕሪ ነዊሕ ጉዕዞ ሂወት ዝተኸፍሎ ነጻነት መጺኡ ዘይብሉ ጎደሎ እፎይ እንከይበልና ብርኪ ከይዓጸፍና ሕዙን ከይደበስና ጭፍራ ወሪሩና 'ቲ ሓሳድ ድርጎኛ ልኡኹ 'ቲ መንቀኛ ብዝኾነ ጭፍራ ተሳዒሩ ክብሪ ተዓቂቡ ሓደ ክልተ...ኢልና 29 ዓመት ኰይንና ከነብዕል ነጻነትና ኣብ ትሕቲ ኮሮና እንዳተሓበንና እሞ እንኳዕ ኣብጽሓና ምስ ብዙሕ ምስጋና ነቶም ስዉኣትና በጃ ዝኾኑልና ንሃገር ንዓና!!!
‘ቲ ትማሊ ብቕትማሊ ኣብቲ ጽንኩር ኣብቲ ወጥሪ ኣብቲ ወራር ኣብቲ ገድሊ ነቲ ዝርያ ቡርቱዕ ሓይሊ ተዝፈርሕ ተዝማታእ ንመስዋእቲ ከይቃላዕ ኣይምኾነን እምነ ኵርናዕ ዘይንውኖ ዘይምናዕ ኣብ ሃገሩ ኤረይ ለጋዕ እቶም ፖሊስ ሓካይምና ተዝፈርሑ ንኮሮና ንሂወቶም ንጥዕና ኣይምድሓኑን ሕሙማትና ንድሕነትና ንሰላምና ብመን ኣነ ዝሓልፉልና ደቂ ህዝቢ ተዓዲልና እዛ ኤረይ ክኾነላ ዓለም ጠምባር ኣሀኒና ኮሮና ኣይተዝልቖን ኢኻ 'ቲ ዕጥቅና ከነብዕሎ ኢና መዓልቲ ነጻነትና ኣብቲ ቤትና ምስ ስድራና ብርሃን ጽባሕ እንዳማዕደና
ኣጆኹም ኣጆና ደቂ ኤረይ ሰብ ሕልና ብሓድነት ብጽንዓትና ክስዓር'ዩ 'ዚ ኮረና ብምጽማም ብብልሕና ክንደይ ሕሰም ዘይበዳህና ኲናት ሽግር ኣብ ሂወትና ሕማም ጸገም ጎፍ በሃልቲ ቀመም ሂወት መኻይዲ መዓር ዕረ መማቕርቲ ኣይንሰምብድ ይትረር ዕጥቂ ሎሚ'ውን ከም ትማሊ ስኒ ምንካስ ብቐጻሊ ክንብድሆ 'ዚ ወራሪ ሓላፋ'ዩ ሽግር ጸገም ኣይነብርን ንዘልኣለም ንሰማማዕ ጥራሕ ንሕበር
ምኽርኺ ለግሲ ====== ሓብርዮም ኤረይ ኩሉ ንገርዮም መኸተ ኮሮና ዝተጓናጸፍክዮም ‘ቲ ምስጢር ዓወትኪ ህዝቢ ዘሰነዮም ከመይ ተመኪቱ ኮሮና ዘመተ እንታይ’ዩ ተገሩ ሓደ ሰብ ዘይሞተ እስከ ግለጽሉ ነቲ ወሽላኽ ዕደ ኣብ ሓቂ ክኣምን ከብቅዕ ሸፈጡ ተተበራበረ ተሰረሐ ርእሱ ክርኢ ክጥምት ዝዓወረ ኣዒንቱ ልቦና ወስ በሊ ምኽሪ ለግስሉ ከድሕኖ ‘ቲ ህዝቡ ኣጽቢቡ’ዩ ዓቕሉ ዝገብሮ ሲኢኑ ፈጠጥ ፈጠጥ ኰይኑ ኩሉ እዝግዮ ኢሉ ሃብታሙ ሓያሉ ጸሎቱ ኣዕሪጉ እንተ ሰመረሉ ቡዙሕ ኣይሰለጠን ኣምላኽ busy ኰይኑ
Happy 29th Eritrea Independence Day! ነምበልብላ ባንዴራና ኣብ ኣፍደገ ኣብ ገዛና ኣብቲ ፓሎ ኣብ ጎደና ኣብ ክሳድና ኣብ መኪና ተንጸባርቕ ነጻነትና ነጻነትና 'ታ ኵርዓትና 'ቶም ስዉኣት ዝሃቡና ንዘክራ ብሓሳብና ብልብና እወ ነብዕላ ተሓጒስና እንዳሳዕሳዕና እንዳሳሓቕና ኣብ ገዛና ምስ ስድራና ተጠንቂቕና ካብ ኮሮና 'ቲ መምርሒ ከይጠሓስና ነመስግኖም ሰራዊትና ንሓለውታ ንጽላላ ኣይንረስዕ ሓካይምና 'ቶም ተባዓት ዘፍቁሩና ዝምክቱ ንኮሮና እንተ ህዝብና በቲ ሓልዮት በቲ ልግሱ ፍቕሪ ሃገር ስሩ ከርሱ ዝርኣየ/ዝሰመዐ ተሓጒሱ ንለዘበን ኣብ ገዛና ንዓመታ ምስ ህዝብና ኣብቲ ዳስና ኣብ ጎደና ብሳዕሳዒት ከም ቀደምና ከነብዕሎ ኢና ክሳብ ሽዑ ድሓን የጽንሓና!
ሃገረይ ---- ነቲ ተዛራቢ ዝዓርቦ ከውሪ ዕንቅፋት መኸተ ሓንቲ ዘየፍሪ ወረጃ ናይ ማዕዶ ኣይትሃቢ እዝኒ እቶም ዝልፍልፉ ብጸጋም ብየማን ካብ ሩሑቕ ቀረባ ዝስንድዉ ኣእማን ኣይፋልን በልዮም ትዃን’ዮም ኣትማን እዝኒ ኣይትሃብዮም ነቶም ዝህውትቱ ስዉር መጋብሮም ንጥፍኣት ዝጽዕቱ መንገድኺ’ዩ ቅኑዕ ናብ ዓዲ ዘአቱ ሕሉፍ ተመክሮኺ ዝነግር ዘዘንቱ
ኣምበሳ ዓደይ ======== 'ቲ ድምጺ ኣምበሳ ካብ ኤርትራ ደወል ድሃዩ ጸያን ፈኸራ ልቢ መሊሑ ልቢ 'ቲ ጭፍራ መቃልሕ ቃሉ እዝኒ ተርቢዑ ሃሳስ ዑስቡ ኣብክዩ ኣምቢዑ ቀባሕባሕ ኢሉ ፈሪሱ ጸግዑ ቃሉ ልሳኑ ከም ወርቂ ከቢድ ብሓቂ ጭብጢ ሃሱስ ዘላድድ ንፍቅሪ ሰላም ኢዱ ዝሰድድ እቲ ፋርኡ እቲ ግርምኡ ዕምቆት ሓሳቡ 'ቲ ልቦንኡ እምባ ስዮራ ዕብየት ራኢኡ ኣምበሳ ዓደይ ፍሉይ'ዩ ንሱ ዘይለክፍ ስጋ ናይ እንዳማቱ ፈታዊ ሓቂ ካብ ብሸውቱ ወሽላኽ ዓማጺ ዘይመኻይዱ
The story "The Battle of Adwa: An Ethiopian Victory that Ran against the Current of Colonialism" on Dehai-News from TheCoversation.com stinks of something fishy. If you read closely, you will find that the wordings in the fake Eritrean Embassy in Addis Ababa Adwa Day congratulations message cited at dehaihager/Dehaiers on Tweeter are also found in this article!
ኣምበሳ ዓደይ ====== እቲ ድምጺ ኣምበሳ ካብ ኤርትራ ደወል ድሃዩ ጸያን ፈኸራ ልቢ መሊሑ ልቢ 'ቲ ጭፍራ መቃልሕ ቃሉ እዝኒ ተርቢዑ ሃሳስ ዑስቡ ኣብክዩ ኣምቢዑ ቀባሕባሕ ኢሉ ፈሪሱ ጸግዑ ቃሉ ልሳኑ ከም ወርቂ ከቢድ ብሓቂ ጭብጢ ሃሱስ ዘላድድ ንፍቅሪ ሰላም ኢዱ ዝሰድድ እቲ ፋርኡ እቲ ግርምኡ ዕምቆት ሓሳቡ 'ቲ ቁመንኡ እምባ ስዮራ ዕብየት ራኢኡ ኣምበሳ ዓደይ ፍሉይ'ዩ ንሱ ዘይለክፍ ስጋ ናይ እንዳማቱ ፈታዊ ሓቂ ካብ ብሸውቱ ወሽላኽ ዓማጺ ዘይመኻይዱ
Happy birthday መራሕ መንግስተይ ክቡር ወዲ ኣፈይ! ሃሉ ንበረልና - ዕድመ ለቅበልና ንረብሓ ጥቕምና - ንኤርትራ ሃገርና ጥዐ ጎብዘልና - ክትሃንጻ ኤረና ኩሉ ዝረብሓላ - ዓማጺ ዘየብላ ኣለና ምሳኻ ኣብቲ መኸተኻ ዓብዪ ሕልምኻ ጥዕና ይሃብካ ምስ መሳርሕትኻ ‘ቲ ሓፋሽ ህዝብኻ ብሩህ’ዩ ተስፋና ስምረት ሓድነትና ምዕባለ ኤርትራ ንዓኻ ሒዝና እቶም ዘዕገርግሩ ስምካ ዝዝንጥሉ ሰብ ረብሓ ጓሓሉ ሃሱሳት ገዋኑ ዘበት ከይስጉሙ
There is a perception among some Eritreans that we are not writing enough about our struggle for Independence, and that this has let the Weyane (TPLF), former Derg and Haile Selassie civilian and military officials and others to rewrite and disseminate a false version of it. Is it true or is it just a perception?
I think that some are not aware of how much the Ministry of Information dedicates its time and energy to the matter. Take for example "Medeb Kebhi Tarikh". This program on Dimtsi Hafash is a narration of the heroic defense and eventual victory of the EPLA against the many offensives launched by the Ethiopian army after the Strategic Withdrawals of the late 1970's. Our history is also told through the documentaries and interviews of those who participated in the various major operations conducted to liberate the country on EriTv, Eritrean newspapers and Dimtsi Hafash regularly . For example, all of these sources discuss about Operation Fenkil and have some programs related to it, come February. I have personally read, heard and watched programs of this kind and others about auxiliary operations and the role of individuals (in the EPLA and hafash), commandos, platoons, battalions, brigades etc. from the same sources. I can mention Mana's programs on the role of women fighters in these operations in her "Saida," and formerly "Norit" programs, to name at least one.
Of course there are so many untold stories worth telling. These will require individual efforts on the parts of the fighters who were in the Struggle and others. These stories are awaiting for someone skillful in writing their own stories, for writing is not as simple as telling one's story verbally. Stories from those who have no desire nor skills of writing stories can be compiled by other individuals. Students and graduates of history and languages might be the obvious candidates for such a task and those interested should consider doing so in order to keep them in books and documentary films for posterity.
Perhaps what compatriots who complain about not telling enough of our stories mean that there are no books directed towards Ethiopians, for they are the ones who have the tendency to revise our history. Here, we have to remember that the writers perhaps have the psychological need to legitimize their role in the colonization of Eritrea and the war waged against keeping Eritrea as part of Ethiopia for, we are told that these are former civilian and military officials. In addition, there is the need to deny one's responsibility and that you have lost the war. For these, as PIA would say, "We are not in the business of curing those who have mental illness!" They will continue what they want to say and it is not up to us to keep them quiet.
As for the Ethiopian masses, it was the peasants of Ethiopia who had to lose their children to the fruitless war against Eritrea. What they knew about Eritrea was almost nothing. Perhaps the present generation knows is a little more about Eritrea (In fact, I even dare say that MORE ETHIOPIANS TODAY ACCEPT ERITREAN INDEPENDENCE THAN EVER BEFORE!). Here too, I have watched some interviews with some high ranking Ethiopian soldiers telling truthful stories. (Even in the 1980's, there was a saying in Ethiopia: "Ke mekina, Ifa; ke wugia, Nakfa"! Translation: Of all trucks/lorries that have ever been made, Ifa is the worst; and of all battles that have ever been waged, there are none worse than those waged to takeover Nakfa! That was the Ethiopian perspective of then.)
No matter what Ethiopians write or say, a true historian or anyone interested in learning the truth will have to investigate both sides of any story. Those who think we should write for Ethiopian audiences as well as for others who might need to learn about Eritrea, should consider writing or translating the existing stories into the major Ethiopian languages and other languages such as English, French, German, Italian, . . . if we have the interest, time, patience and energy that it requires.
While we do what we consider is the best way to keep the truth about the past, we should also keep appreciating and making the best out of the peaceful and friendly conditions reached with Ethiopia, and keep the Weyane at bay!
ፈንቅል - ክዝከር ዝነብር! ኣየ ትብዓት ቆራጽነት ኣየ ሓሞት ትኲርነት ኣተሓሳስባ ሓደ ድልየት ንዕላማ መስዋእትነት ዘይትበቅቕ ንፉዕ ሓየት ዝሓረርካ ባጽዕ ወደብ ዝፈጸምካ ዘይሕሰብ ጎይታ ፈንቅል ጎይታ ነጻነት ጎይታ ልምዓት ጎይታ ዕብየት ኣድኒቐካ ናይ ብኡነት ፍሉይ ኢኻ ካብ ሰብ ፍጥረት ተዘካሪ ንዘንትእለት ወዲ ኤረይ ሰብኣይ ሰብኡት ፈጢርካያ ሃገር ስኒት ኲርዓት ዜጋ ዘይትሕምሩግ ተሓቢነ ኣቦይ ይሙት!
ኣብ ስርዓተ-ትምህርቲ ኤርትራ 'ቁጽሪ ብትግርኛ ክመሃር' ኣለዎ ዝብል ሓሳብ ዘንቀለ ኤርትራዊ ምሁር 18 ጥሪ 2020
Image copyright YONATAN SOLOMON ኣቶ ዮናታን ሰለሙን ኣብ ሓደ ምሃሪ ክፍሊ Image caption ኣብ ኮለጅ ማይነፍሒ ብዛዕባ'ቲ ሓሳብ ሰሚናር ኣካይዱ ከም ዝነበረ ኣቶ ዮናታን ገሊጹ ሕሳብ (ቁጽሪ) ማለት እውን Mathematics ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓውድታት ትምህርቲ ኮይኑ፡ ብዛዕባ ቁጽሪ፡ ዓቐን፡ ቅርጺ፡ ስፍሓትን ለውጥን ዝኣመሰሉ ይመራመር።
እዚ ዓይነት ትምህርቲ ኣብ ኤርትራ ከምቶም ካልኦት ዓውድታት፡ ካብ ማእከላይ ደረጃ ንላዕሊ ብቋንቋ እንግሊዘኛ እዩ ዝወሃብ።
ኤርትራዊ ምሁር እቲ ዓውዲ ዮናታን ሰለሙን ግና፡ ኣብ ኤርትራ ቁጽሪ ብትግርኛ ክመሃር ከም ዝኽእል ብምግላጽ ነዚ ዝሕግዝ መምሃሪ መጻሕፍቲ የዳልው ኣሎ።
ስለምንታይ ብትግርኛ ክወሃብ ኣለዎ ዝብል ሓሳብ ከም ዘለዎ ንቢቢሲ ኣብ ዝሃቦ መግለጺ፡ "ዝኾነ ነገር ትምህርቲ ዝሓቖፈ፡ እንተድኣ ተረዲእካ ሓሳቡ፡ ኣመሃህርኡን ኣበጋግስኡን እንተድኣ ፈሊጥካዮ፤ ብናይ ኣዴኻ ቋንቋ ዘይትመሃረሉ ምኽንያት የለን ብዝብል ሓሳብ እየ ተበጊሰ።
"ምኽንያቱ ሒሳብ ካብ ምንታይ ይምንጩ፡ ካብ ምንታይ ይጅምር፡ ብኸመይ ከ ክመሃር ኣለዎ? እቲ ቀንዲ መሰረቱ እንተተረዲእኻ፤ ብናይ ኣዴኻ ቋንቋ'ውን ጌርካ ኩሉ ክትገልጾ ትኽእል ኢኻ፤ እዚ ድማ ዝሓሸ መረዳእታ ክህልወካ ሓጋዚ ይኸውን ብዝብል እየ ጀሚረዮ" ይብል።
ኣብ ኤርትራ ካብ 6ይ ክፍሊ ንላዕሊ መምሃሪ ቋንቋ እንግሊዝኛ እዩ። ብዘይካ'ዚ ትግርኛ ኣብ ኤርትራን ኣብ ኢትዮጵያን ጥራይ ዝዝውተር ቋንቋ እዩ።
ቅርጽታት ቁጽሪ
ሓደ ተማሃራይ ቁጽሪ ብትግርኛ ተማሂሩ፡ ተመሪቑ፡ ኣብ ካልእ ዓለም ክሰርሓሉ ይኽእል'ዶ ዝብል ሕቶ ክለዓል ባህርያዊ እዩ። ዮናታን ግና እዚ ዕንቅፋት ኣይኸውንን ዝብል ርእይቶ እዩ ዘለዎ። "ሕሳብ - ቁጽሪ ኣድማሳዊ ቋንቋ እዩ። እዚ ማለት ኩሉ ነገር ኣብ ዓለም ዝስራሕ ዘበለ፡ ብዓቐን እዩ ዝስራሕ ከይዓቀንካ ዝስራሕ የለን። ሕጂ ብኸመይ ትምህሮ እዩ እቲ ጉዳይ። "ኣብ ኣሜሪካ ምጻእ ኣብ ኤርትራ ምጻእ፡ ከይዓቀንካ ዝስራሕ ስለዘየለ፤ መምርሒ ተኸቲልካ ስለትሰርሖ፤ ብቋንቋ ትግርኛ ምሃሮ ብእንግሊዝኛ እቲ ኣሰራርሓ ሓደ እዩ።" ይብል ዮናታን።
ኣቶ ዮናታን፡ ዛጊት ብመጽሓፍ ደረጃ ዘይተሓትመ ንታሪኽን ኣመዓባብላን ቁጽሪ ዝገልጽ ሰነዳት ኣዳልዩ ከም ዘሎን፡ ነቲ ንነዊሕ ዓመታት ክሓስበሉ ዝጸንሐ ትምኒቱ ኣብ ግብሪ ክውዕል'ዩ ዝትስፎ።
"ድሕሪኡ ከኣ ንሕና'ኸ ብኣተሓሳስባና እንታይ ክነፍርይ ንኽእል? እንታይ ክንሰርሕ ንኽእል እንታይ ክንምህዝ ንኽእል? በቲ ናይ ገዛእ ርእስና ምስትውዓል'ውን፡ ምስ ናትና ዝኸይድ ኣተሓሳስባ'ውን ሓድሽ ነገር ሰሪሕና፡ ንዓለም ክነፍርይ ክነበርክት ንኽእል ኢና ብዝብል እዩ።
"ስለዚ እቲ ቀንዲ ዘድልየካ ምርዳእ እዩ። እንተፈሊጥካዮ ብዝኾነ ቋንቋ ክትምህሮ ስለ ትኽእል፡ ወላ ሓንቲ ጸገምን ሽግርን ኣየምጽኣልካን እዩ። እኳ ደኣ ዝያዳ የበርትዓካን የጉርሓካን ንዓኻ፤ ኣብ መጨረስታ ድማ ድላይካ ምህዞታት ናትካ ክትምህዝ ትኽእል" ድማ ይብል።
ይኹን'ምበር እቲ ሓሳብ ኣብ ግብሪ ክውዕል እንተኾይኑ፡ ቋንቋ ትርግርኛ ጥራይ ምምራጹ፡ ንባዕሉ ፖለቲካዊ መዘዝ ዘስዕብ'ዩ።
ኣብ ኤርትራ፡ ቋንቋ መሳርሒ ጥራይ ዘይኮነ፡ ምስ መንነት ዝተኣሳሰር ፖለቲካዊ ትርጉም ዘለዎ'ዩ። ቋንቋ ትግርኛ ጥራይ ምጥቃም ነቲ ከም ካልኣይ ወግዓዊ ንቋንቋ ዘገልግል ዓረብ ይኹን፡ ንተዛረብቲ ካልኦት ቋንቋታት ከግልል ስለዝኽእል።
ንሱ'ውን ከይኮነ ኣይተርፍን፡ ካብ ማእከላይ ክሳብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ እግሊዝኛ እቲ እንኮ መምሃሪ ኮይኑ ከገልግል ዝተወሰነሉ ምኽንያት።
ዮናታን ቅድሚ ሒደት መዓልትታት ናብ ኤርትራ ኣብ ዝገሸሉ፡ ኣብ ኢንስቲትዩት ቴክኖሎጂ ኤርትራ፡ ቁጽሪ፡ ናይ ምምሃር ዕድል ረኺቡ ነይሩ።
ነቲ ዘንቀሎ ሓሳብን እማመን ንሰብ-መዚ ትምህርቲ ኣካፊልዎም እንተኾይኑ ምስ ተሓተተ ድማ፡ ኣፈናዊ ርክብ ከም ዝገበረን፡ ይኹን'ምበር ብሕጂ ዓቲቡ ነቲ እማመ ከቕርቦ መደብ ከም ዘለዎ ገሊጹ።
ሰንፈላል ሂወት ዕረ መረረት ጋም ማን ትማሊ ዘይብሉ ዕብየት ነበረ ኰይኑ ብመስዋእትነት ጸልማት በሪሁ ወጋሕታ ኮይኑ ሳላ ጽኑዓት ሓየት ጀጋኑ ነብሶም ረሲዖም ኤረይ ዝበሉ ነቲ ከዳሚ ዘይፈልጥ ሰናይ ጽጉም ኣእምሮ ዘይጥዑይ ሕዋይ ምስ ኢደ እግሩ ገረሞ ቆራይ