http://www.cnn.com/videos/world/2017/12/06/cfp-italy-nigeria-sex-trafficking.cnn
ብእግሩ ዝሰጎመ ኪሎ ሜትራት ዝተዓዝረ ገዲፉካ ዝኸደ ተርክቦ እንተ ብጉያ ብቐስታ ስዓታት መዓልታት ወሲድካ ትበጽሖ ‘ቲ ቦታ ግና ብትምህርቲ ዝሰጎመልካ ክፍልታት ዘቑጸረልካ ዝተማህረ ገዲፉካ ከለኻ ኣብ ጸወታ ሽግር’ዩ ከተርክቦ ብፍልጠት ክትመሓዘዎ ማዕረ ኢና ክትብሎ
=== ተመለአ ሃብቲ ተፈሰሰ ኣብ ባይታ ተተሃንጸ ርሻን ተመልክዐ ገዛ ክዳውንቲ ኣብ ከብሒ መግቢ ኣብ ተላጃ ነፋሪት ኣብ ሰማይ ሚልዮናት ኣብ ባንካ ቁምነገር የብሉን ጥዕና ከይሓዝካ እታ ምንጪ ሓጐስ ኣብ ሂወት ጉዕዞና መሰረት ናይ ኩሉ ኣብ ዓለም ምምባርና ክነብር ክንሓልፍ ትውስን ዕምርና ጥዕና’ያ ኩሉ ዘይብላ መዘና
Dear Dehai Admin;
ሰላም! If you don’t mind I would like to share with you, and you can pass it to other DMB users how to write in Tigrigna on DMB፣ and able to post their message (Until you fix it).
To type your message in Tigrigna/ትግርኛ on DMB, and post it, please follow these steps:
*Click DMB to open it
*Click on “POST NEW MESSAGE”
*Then place the cursor on any of the lines next to
*Name________
Or
Title__________
*Press ENTER
*A “1 error…………” message will appear. In a few seconds the Tigrigna/ትግርኛ Key Board will appear
*Now the user is ready to resume typing his/her message in Tigrigna/ትግሪኛ on the COMMENT field. Ones the user is finished typing his/her message, he/she can submit it for approval.
ኣምር ጋዜጠኛ ሓንቲ ዘይመለኸ ብስም ነጻ ፕረስ ዑቡይ ዝሃውተተ ግብዝ መላኽዒ ከናቑት ዘንቀደ ዑሱብ ተላኣኺ ኣብ ባዶ ዝዕበ ንኸብዱ ንገንዘብ ክብሩ ዝለወጠ መባእታዊ ኣፍልጦ ጥበብ ዘይጨበጠ ወፊሩ ፈትሹ ከየመዛዘነ ዝሕንጥጥ ዝግዕር ሓሶት ዘይተገብረ ኣብ ሩሑቕ ቀረባ ገርሀኛ እንተእመነ ኣብ ሬድዮ ኣብ ቲቪ ኣፉ እንተኸፈተ ንቕሓት ጎዲልዎ ሃገር ተዘለፈ መሲልዎ ጅግና ዓለም ዝባሓተ ኣማኒኤል ኢያሱ ካብ ከዳዓት ሓደ
======= እሾኽ መርገም ነቒስና ነቒልና ትሕቲ መሬት ኲዒትና ቀቢርና ተስፋ ሰላም ኣብ ዞባና ኣንጊስና ግና ቍስልና ቃንዛና ጌና ከየሕወና ክዳና ጫማና ሓድሽ ከይቀየርና ኣደ ስዉእ ሕዙን ከይደበስና ከየዕረፍና እፎይ እንከይበልና ዘዕበናዮ ከልቢ ነኺሱና እወ ንራህዋ ምዕባለ እንዳሓሰብና ኣብ ስራሕን ህንጻን ኣድሂብና ከለና ኣስናኑ ኣብሊሑ ጭፍራ ክበልዓና ዕድሚኡ ከንውሕ ከሕጽሮ ዕድሜና ሕማቕ ከልቢ ልኡኽ ተናኻሲ ብለይቲ ብቐትሪ ዘይናቱ ዝራሲ ዘይሓፍር ቍጥሚ ሉኡኽ’ቲ ኮላሲ ኲናት ኣዉጅልና ንትግራይ ከዐቢ ቀሊል መሲልዎ ኣባላዒ መግቢ ዑቡይ ገበነኛ ከታሪ መንጣሊ ግብሩ በሊዕዎ ዓሪብዎ ሓይሊ የዕነኒ እንሀለ ፎ ኢልዎ ህዝቢ
ሕራይ ግርም! ነዚ ድኣ እንታይ ክኣብየሉ ለይቲ ምስ መዓልቲ ጡፍ ይብለሉ አረ ወርቂ ድልድል ይሰርሓሉ ወየ ጠፊኡ ካብ ሱሩ ተነቒሉ ወየ መይቱ ትንፋሱ ሓጺሩ ሰብ ክርህዎ ክረክብ ሰላሙ ልኡኽ ሽፍታ ዘማቲ ወራሪ ልዕሊ ሕጊ ዝዕንድር ዝፋጺ ትዕቢተኛ ንፍትሒ ጓዕጻጺ ተጠፈአ ተሓጸረ ዕምሩ ተተዃዕተ ጉድጓድ መቓብሩ የሐጉስ'ምበር መዓስ ዘጕሂ ኮይኑ ጸቢብ ጭፍራ ጉድ እኮ'ዩ ገሩ ተላኢኹ ኲናት ኣሳዊሩ ንብረት ህዝቢ ብቐትሪ ሃጊሩ ጉዕዞ ህንጸት ከይስጉም ሓንኪሩ ርጉም ጃንዳ ይኣክል በደሉ ከይወሃብ ዕድል ትንፋስ ዝሰኹዓሉ ክሳድ መሸንቆቖ ትሰሓብ ብኹሉ ዓፊሩ ክመውት ክንውዕል ኣብ ቀብሩ
======== ፍረዱ - መን’ዩ ኣሸባሪ፧ ‘ቲ ሃገራት ዘዐኑ ተሳጊሩ ባሕሪ ንህውከት ዕግርግር ዝምውል ብግብሪ ኣልማማ ዝድብድብ ብድሮን ነፈርቲ ሰዓታት ዘይብሉ ቐትሪ ይኹን ለይቲ ኣብ ሓመድ ዘብሊ ቆልዓ ምስ ሰበይቲ፧ ወይስ እቲ ዝምክት ንነጻነት ክብሪ ክረድእዎ ዓው ኢሉ ዘአዊ ኣንቃዕሪሩ ዝልምን ፈጣሪ ዝተነፍገ ናይ ወዲ ሰብ ክብሪ ወስ ዝብል ጸቢብዎ ዓቕሊ፧ እወ መን’ዩ ኣሸባሪ፧ በየናይ መዐየሪ፧
ምኻድስ ኪዱ ሕሰቡሉ ከይትጠዓሱ ስደት ጎደቦ ውርደት'ዩ ትርፉ ምኻድስ ኪዱ ትኸድዎ እንታይ 'ዩ ዓዱ፧ ትፈልጥዎ'ዶ ናብራ ሂወቱ፧ ምኻድስ ኪዱ ዓዲ ጓና ቡዙሕ'ዩ ጉዱ ርኣይዎ'ሞ ተለማመዱ ምኻድስ ኪዱ ፈትንዎ ስደት መዘዙ ክብርታትኩም ግን ኣይትበርዙ ምኻድስ ኪዱ ኣብቲ ጸገም ስረ ዕጠቑ ኣብ ጠባይኩም ኣይትሓንግዱ ምኻድስ ኪዱ ዘውጻኣኩም ኣይትረስዑ ርኣይዎም ጉልበት ዝበልዑ ምኻድስ ኪዱ ከይትርስዑ ዓዲ ክትነግዱ ክትርእይዎም 'ቶም ዝወለዱ ምኻድስ ኪዱ ድሕሪ ግዜ ሃገርኩም ሙጹ ኣብ ዓድኹም ገዛ ህነጹ ምኻድስ ኪዱ ንሃገርኩም ኣይትበድሉ ኣቕልብሎም 'ቶም ጓሓላሉ ምኻድስ ኪዱ ኣቕልብሎም 'ቶም ብሰብ ዝነግዱ ንዋይ ሃብቲ ዘኻዕበቱ ምኻድስ ኪዱ ኣብ ሂወትኩም ይቕረ ልመዱ ኣብ ምደሪ ኣብ ሰማይ መታን ክትከብዱ
=== ድሎ ሺላ'ሎ ቆሊባ'ሎ ወሲዱ ዘይኣኽሎ ዓመጽ ዘዐንተሮ ስርቂ ዘየሕፍሮ ከይትኸውን ግዳይ ናይ'ቲ ሑሱም ኣባይ ትኹረትካ ኣዛይድ ኣወግድ ምዝናይ ጠምት ባኣንኩሮ እቲ ዝፍጸም ዘሎ ኣብ ርሑቕ ጎደቦ ፍትሒ ዝጎደሎ ኣይትበል ቀልባዕባዕ ኣብ ክብርኻ ጽናዕ ንሩሑቕ ቀረባ መገድኻ ስራዕ ገጥ በል ኣብ መትከል ኣይትበል ሰንከልከል ራኢ ኤርትራ ‘ቲ ጉዕዞ ከይሕንኮል
ጒላ ሓመድ ዕምባባ ዘይበቑሎ እምኒ ሩባ ዉሕጅ ዝኣከቦ ርእሲ ወይጦ ጽቡቕ ዘይርከቦ እዚ ኣምላኽ ንምንታይ ፈጠሮ? እቲ ከዳዕ ዘጸግም ክትኣምኖ ዝዓወነ ኣብ ሂወት መምብሮ ጉዕዞ ዓለም ፍጹም ዘይስቆሮ ጸቢብ ርእሲ ኣብ ጋም ማን ዝዓርቦ ኣይንሰልኪ ብስራሕ ንምሃሮ ድኹም ፍጥረት ትብዓት ዝጎደሎ ጽልኢ ከኳማስዕ መድረኽ ዝጠንጠኖ በትሪ ለባም ሕራይ ዝተባህሎ ምዕንጅሉ ምስ ንፋስ ዝንኖ ዘይርኢ 'ቲ ጽባሕ ዝኾኖ
ጒላ ሓመድ ዕምባባ ዘይበቑሎ እምኒ ሩባ ዉሕጅ ዝኣከቦ ርእሲ ወይጦ ጽቡቕ ዘይርከቦ እንታይ ንግበር ኣምላኽ ክውግኖ ? እቲ ከዳዕ ዘጸግም ክትኣምኖ ዝዓወነ ኣብ ሂወት መምብሮ ጉዕዞ ዓለም ፍጹም ዘይስቆሮ ጸቢብ ርእሲ ኣብ ጋም ማን ዝዓርቦ እንታይ ንበሎ ንርእሱ ክጥዕሞ? ድኹም ፍጥረት ትብዓት ዝጎደሎ ጽልኢ ከኳማስዕ መድረኽ ዝጠንጠኖ በትሪ ለባም ሕራይ ዝተባህሎ ምኽሪ ሃቡ ብኸመይ ክንምህሮ?
ካብ UN፧ ፈጺምካ ዘይእመን ዘብከየና ንዓመታት ዘመን ካብ ኣመሪካ፧ ዘይሕሰብ ዘይሕለም ደምና ዘዛረየት ብዘይእመን ካብ እንግሊዝ፧ እታ ናይ ተንኮል መንጠቢት ጸረ-ሰላም መናቖቲት ካብ ሃገር ሩስያ፧ እታ ኣብ ሽግር ዘላ ብኣመሪካ ኣውሮጳ ተኸርዲና ካብ ቻይና፧ እታ ብጠቕማ ትምእዘን ገጽ ርአ መርገጻ ዘይእመን እሞ ካብ ፈረንሳ፧ እታ ነዊሕ ዘጥፍአት ድምጻ ብስራሕ-ኣልቦነት ተቓሊዓ ካብ ካሎኦት ሃገራት ከ፧ በዓል መን ኣለዋ፧ ብነብሰን ዝሓደራ ብምዕራብ ዘይምወላ ብጀካ ኤርትራ፧ ስለዚ ኩለን ሓደ ምዕማጽ ኣመለን ካብ ዝብኢ ዘይሕሻ ካብ ተመን ሃየ ድኣ ህዝበይ ኣቕልበለን ኣይትዳሕለል ኣብ ቅልጽምካ እመን ኣብ ሕጊ ረጊጽካ ኣለኹ በል
----------------- ዘደንጹ’ዩ ዘገርም ዘስደምም ወዲ ኣዳም ማዕቢሉ ዘይምዕብል ብእምነት ሃይማኖት መከራ ይጽሕትር ኣብዚ ምዕቡል እዋን ስልጡን ዘመን ዓለም ዝቐየረ ናብ ቁሸት መደበር ዘሐዝን ክትርኢ ዘሞጉሱ ሂትለር ትምክሕቲ መን ከማይ ብኣይ ተማእዘኑ ወገን ዓሌት ስስዐ ማእከሉ ምልኪ ንዓይ ስምዑ ሕላገት ሰብ ኮይኑ ስልጣኔ ምዕባሌ ንቕሓት ዝጎደሎ ጎባጉብ ስልማት ክሳድ ዝሓልቀሞ ጽባቐ የብሉን ክትርእዮ ክትነብሮ
ሓሶት 'ዛ ማንቲለ ሰባር ግለግለ መሓዛ ወያነ ትፋጺ እነሆለ ፍጹም ዘይተገብረ ዘየሕንኻ ጠቐን ጸለመ ስንቂ ጠላም ምስ ጥፍኣት ዘዐመ ጋዜጠኛ ሓቂ ዝኾነነ ንራህዋ ንሰላም ዘይምነ ክንቲት ዶ ክንብላ ዋላ ግመ ሕፍረት-ኣልቦ መሕቢኢት ዓጢነ ባላንቺና ዕምራ ዝሓጸረ ተበሊላ ግብራ ከይሰመረ ሓሶት ኮይኑ ኩሉ ዝተባህለ ኣይሰረሐን ጠቐነ ጸለመ ጎይታ ሓቂ ኮሪዑ እነሀለ ህዝቢ ኤረይ እዋሓስ ምስ በላ መላኽዒት ሕፍረት ተጎልቢባ ተሸጊራ ክትደግሞ 'ቲ ቓላ
It's sad to see Presstv.com join anti-Eritrea(ns) propaganda song - on this "demonstration" and to make much bigger than it is. Just to hide what the real problem is, and they know it. And they call themselves journalists? For their readers sake, they can do better that tabloid journalism. Absolutely shameful!
Eritrea(ns) will always stand together and stronger as always. Long live the unity of the people of Eritrea!
ተቛወምቲ'ዶ ተቛመርቲ፧ ዑሱባት ወየንቲ፧ ወይስ ናይ ጥፍኣት ሓለምቲ፧ ንሓቂ ፋሓቚቲ ሓሰውቲ ወቀርቲ ንህውከት ረሃጽቲ ከዳዓት ከደምቲ - ብገንዘብ ንባዕዲ እንታይ ይበሃል፧ "ሰማይ ጸዲፉ ህዝቢ ተወዲኡ ተኣሲሩ ተሞቊሑ..." ኢልካ ከተውሪ ብሓሶት ብሃውሪ እንታይ'ዩ ከፍሪ፧ ክንደይ ዘይሰማዕና ዘይተኣልመ ኣንጻርና ንኹሉ መኪትና ንምርሽ ኣሎና ኣብ ሓዲድ መስመርና ዑሩባት ሕልና ባዓል ዑና-ምና በጃኹም ግደፉና ኣብ ህንጸት ኣለና ግዜ ኣይትስረቑና ሰላም'ያ ኤርትራ!
(CNN) - An undocumented 10-year-old girl with cerebral palsy was taken into US Customs and Border Protection custody shortly after emergency gallbladder surgery in Texas in a case that advocates say shows the harmful extent of the President's hard line on immigration policies.
http://www.cnn.com/2017/10/26/health/undocumented-child-federal-custody-surgery-trnd/index.html
GHANAIAN PRESIDENT EMBARRASS FRENCH PRESIDENT WITH SHOCKING SPEECH
https://www.youtube.com/watch?v=gjT4PUjGwLs----------
The Ghanaian President needs to visit Eritrea and learn from our Jeganu Shaebian Leaders... and witness how Eritrea(ns) is surviving and got rid of that curse of dependency that many rich European countries are using in many African countries to keep them on their leash and are still suffering from.