Why is DEHAI becomes a play ground of Ghezae Hagos ??
========== ዓሌታዊ ጭፍራ መንሽሮ ናይ ህዝቡ ኣብ ክልል ዝሕባእ ዕድመ መዋእሉ እንሆ የዕነኒ ሓርቢትዎ ኩሉ በደሉ ከብቅዕ ሓንሳብ ንሓዋሩ ኢትዮጵያዊ ዜጋ ክነብር ቀሲኑ ዕድል ኣይትሃቦ ኣሕጽሮ ‘ቲ ዕምሩ ግጠሞ እዚ ነውራም ሕልና ዘይብሉ ንውሽጥኻ ጠምት ኣይትዳህለሉ ተዳሎ ተዓጠቕ ዋጋ ክፈለሉ ዓቕምኻ ከይጽንቀቕ ከይልሕልሕ ከይብተኽ ግዜ ከይወስድ ኒሕካ ከይትንከፍ መርሖ ቃልስኻ ኣብ ስምረት ይሰረት ኣሕብሮ ቅልጽምካ ንወሳኒ ዓወት ኣብ ሓድነት እመን ኣይትበል ወዝለቕለቕ ክሳዱ ሒቚኡ ርገጾ ከም ጠበቕ ምስ ሓመድ ደሮና ኣካሉ ይጣበቕ ሂወት ከይሰኵዕ ‘ቲ መርዙ ከይነዝሕ ኣብ ርእሱ ህረሞ ከይብል ፍንሕንሕ ድገሞ ኣላሃሞ ከይርኢ ከይሰምዕ ከም ህላዌ ዳይናሶር ምምባሩ ከብቅዕ
Selamat Deki Hager,
I wish you a very Happy New Year!
May 2018 bring our people new happiness and achievements and prosperity.
======= ካብ ድኻ ኣእምሮ ኣተሓሳስባ ዜሮ ተንኮል ዝዓብለሎ ቅንኢ ዘዐወሮ ስስዐ ዘማእከሎ ልእኽቲ ዕዋኖ ሽሉ/ብላይ ወይዘሮ ኣድሕነና! ፈገር ዘይትሓፍር ክትሕሱ ትሃጥር ንሓቂ ክትቀትል ምስ ወያነ ትመክር ኣብ ጥፍኣት ትድብል መሲልዋ ትኸብር እወ ምስቲ ደመኛና ዘይብርሆ ዓይንና ዝጎበጠ መሬትና ህዝቢ ዝፈንፈኖ ጽልኢ ዝዓፈኖ ሰብ ጸቢብ ኣእምሮ ጎረቤት ዕዋኖ ዘይብሉ ዝዓባ ናይ ድሕረት ታኼላ ከዳሚ ኣብ ዞባ ዕንቅፋት ደንጎላ ጨናዊ ማይ-በላ። ሽሉ/ብላይ ይኣክል 'ቲ በደል ጸፋዕፋዕ ወደልደል ምስ ኣትማናት ገበል ዘይዕወት ዘይትግበር ኣብ ኤርትራ ሃገር ቡዙሕ ኣይትህለኺ ታሪኽ ተወከሲ ዝተሳዕሩ ትማሊ ዝሰኣኑ ክብሪ ብኤርትራዊ ጻዕሪ።
Merry Christmas and happy New Year to all Dehairs, and to the Eritrean people inside and abroad!
Hi Dehaiers,
I followed a link from Dehai regarding the debunking of the much boasted about Ethiopian economic growth by Professor Berhanu Nega. It was then that a bait popped up in the form a question that required an answer. Coincidence? Maybe. However, knowing and having read the tricks the Weyane use implant spyware on their possible enemies, I cannot resist declaring it a Weyane spy bot.
The bar that popped up right under the address bar on my browser and solicited my vote read, "'Is Firefox is you favorite browser?', 'No', 'Not sure', 'Yes' " I do not think the people at Firefox would make the kind of grammatical mistake you observe in this solicitation. I do not think they would ask such a question, they would already know what browsers people prefer as a routine information gathered when browsing the internet. Could there be other interested units? Definitely, the probability that it is the Weyane grows when you think about the grammatical error, Ethiopian opposition website, the Weyane's history of implementing of spy bots to spy on Ethiopians (and Eritreans, for sure), it growing desperation, . . ., etc.
As a rule, I do not reply to such annoying solicitations. I urge others not to touch it either.
=============== ኣነ ዝፈልጥ ዝዘራእካዮ ኢኻ ትዓጽድ ስለ ዝኾነ ኣብ ዓዲ ወያነ ይርአ እንሀለ ክልላዊ ምሕደራ ብዓሌት ብቛንቋ ዘየብሉ ጣቋ ፈጢሩ ህዝባዊ መከራ ለባማት ሚዒዶም ከይኮነ ኣጠንቂቖም ሕደግ ግደፍ ኢሎም ግና ሰማዒ ኣይተረኽበን ጭፍራ ኣይለበመን ክልተሳዕ ኣይሓሰበን ሕጂ ህዝቢ ግዳይ ኮይኑ ሰላም ተሓሪሙ ይቃተል ኣብ ኩሉ ረጊሙ ወያነ ከልግስ ክእለ ህድኣት ተረኸበ ሂወቱ ክዕረ
ሳላ ዝመከትና ዝጸናዕና ኣብ ርኻብ ሓቂ ዝረገጽና ጸላኢ ክሕመስ እነና ጎብሊልና ኤርትራ ንሃንጽ ወሰና ማእከላ ጉድጓድ ንኳዓቲኣ፡ ገመድ ንፋሓሲኣ ኣካ ራኣና ወያነ ክኣትዋ ክመቓቐል ብጉጂለ ዓድዋ መንገዲ ምሕደራ ጠፊእዋ ህዝቢ ክሳብ ዝጸልኣካ'ዶ ዕድመ ይበካ በሉ ረኣይዋ 'ዛ ርእሲ ታኒካ ብውሽጢ ብደገ ተናዊጻ ክትከይድ ድያ ክትረክብ እፎይታ፧ ዓሌት ምፍልላይ ዝወለዶ ርእሲ ጭፍራ ተኮል ዘዋደዶ ብግስ ክብል ዘይነበሮ እንዶ ሃገር ሸሚምዋ ኣብ ሃልሃልታ ማእዶ ምምራሕ ሃገር ኩሉ ፋሕ ኢልዋ ኣብ ጠበንጃ ኣብ ቅትለት ኣድሂባ መሲልዋ ህዝቢ ዝፈርሓ ዝምሕራ በሉ ኣብ ሓመደ-ድበ የውዕለና ዓሱራ ተስካራ የብልዓና ኣውሎ ክንብል ታሪኻ ዘኪርና ታሪኽ ቅንኢ ታሪኽ ክድምና ታሪኽ ወራር ታሪኽ ሕስድና ዝሓንከረ ሰላም ምዕባለና
=== "ስራሕ የብልዕ፣ ነጻነት የኹርዕ" መትከላዊ እምነት ኤርትራዊ መሪሕ ምጽወታ ባርነት ዘወግድ ዝጽይፍ ስራሕ ትፈጥሮ ይፈጥረካ ብኣካል ኣእምሮ ይሃንጸካ ጥበብን ብልሓትን የቕስመካ መንገዲ ምዕባለ ይመርሓካ ኣብ ውድድር ዕብየት ይጸምደካ ክብሪ ዋጋ ግዜ ይምህረካ በሊጽካ ክትወጽእ ይስሕለካ ነብሰ ተኣማንነት የዕብየልካ ስለዚ እመን ኣብ ስራሕ ብስስዐ ሕልሚ ኣይትመራሕ ራህዋ ስልጣነ ብስራሕ'ዩ ዝብጻሕ
Welcome to the Trump's democracy... It's a shame how these kids are treated in the U.S. and how the so called "Democracy" means nothing ... only electing of a dummy for four years and all the people pay the price for it... and they like to brag about it to other people.
----------
The Ghanaian President needs to visit Eritrea and learn from our Jeganu Shaebian Leaders... and witness how Eritrea(ns) is surviving and got rid of that curse of dependency that many rich European countries are using in many African countries to keep them on their leash and are still suffering from.
http://www.cnn.com/videos/world/2017/12/06/cfp-italy-nigeria-sex-trafficking.cnn
ብእግሩ ዝሰጎመ ኪሎ ሜትራት ዝተዓዝረ ገዲፉካ ዝኸደ ተርክቦ እንተ ብጉያ ብቐስታ ስዓታት መዓልታት ወሲድካ ትበጽሖ ‘ቲ ቦታ ግና ብትምህርቲ ዝሰጎመልካ ክፍልታት ዘቑጸረልካ ዝተማህረ ገዲፉካ ከለኻ ኣብ ጸወታ ሽግር’ዩ ከተርክቦ ብፍልጠት ክትመሓዘዎ ማዕረ ኢና ክትብሎ
=== ተመለአ ሃብቲ ተፈሰሰ ኣብ ባይታ ተተሃንጸ ርሻን ተመልክዐ ገዛ ክዳውንቲ ኣብ ከብሒ መግቢ ኣብ ተላጃ ነፋሪት ኣብ ሰማይ ሚልዮናት ኣብ ባንካ ቁምነገር የብሉን ጥዕና ከይሓዝካ እታ ምንጪ ሓጐስ ኣብ ሂወት ጉዕዞና መሰረት ናይ ኩሉ ኣብ ዓለም ምምባርና ክነብር ክንሓልፍ ትውስን ዕምርና ጥዕና’ያ ኩሉ ዘይብላ መዘና
Dear Dehai Admin;
ሰላም! If you don’t mind I would like to share with you, and you can pass it to other DMB users how to write in Tigrigna on DMB፣ and able to post their message (Until you fix it).
To type your message in Tigrigna/ትግርኛ on DMB, and post it, please follow these steps:
*Click DMB to open it
*Click on “POST NEW MESSAGE”
*Then place the cursor on any of the lines next to
*Name________
Or
Title__________
*Press ENTER
*A “1 error…………” message will appear. In a few seconds the Tigrigna/ትግርኛ Key Board will appear
*Now the user is ready to resume typing his/her message in Tigrigna/ትግሪኛ on the COMMENT field. Ones the user is finished typing his/her message, he/she can submit it for approval.
ኣምር ጋዜጠኛ ሓንቲ ዘይመለኸ ብስም ነጻ ፕረስ ዑቡይ ዝሃውተተ ግብዝ መላኽዒ ከናቑት ዘንቀደ ዑሱብ ተላኣኺ ኣብ ባዶ ዝዕበ ንኸብዱ ንገንዘብ ክብሩ ዝለወጠ መባእታዊ ኣፍልጦ ጥበብ ዘይጨበጠ ወፊሩ ፈትሹ ከየመዛዘነ ዝሕንጥጥ ዝግዕር ሓሶት ዘይተገብረ ኣብ ሩሑቕ ቀረባ ገርሀኛ እንተእመነ ኣብ ሬድዮ ኣብ ቲቪ ኣፉ እንተኸፈተ ንቕሓት ጎዲልዎ ሃገር ተዘለፈ መሲልዎ ጅግና ዓለም ዝባሓተ ኣማኒኤል ኢያሱ ካብ ከዳዓት ሓደ
======= እሾኽ መርገም ነቒስና ነቒልና ትሕቲ መሬት ኲዒትና ቀቢርና ተስፋ ሰላም ኣብ ዞባና ኣንጊስና ግና ቍስልና ቃንዛና ጌና ከየሕወና ክዳና ጫማና ሓድሽ ከይቀየርና ኣደ ስዉእ ሕዙን ከይደበስና ከየዕረፍና እፎይ እንከይበልና ዘዕበናዮ ከልቢ ነኺሱና እወ ንራህዋ ምዕባለ እንዳሓሰብና ኣብ ስራሕን ህንጻን ኣድሂብና ከለና ኣስናኑ ኣብሊሑ ጭፍራ ክበልዓና ዕድሚኡ ከንውሕ ከሕጽሮ ዕድሜና ሕማቕ ከልቢ ልኡኽ ተናኻሲ ብለይቲ ብቐትሪ ዘይናቱ ዝራሲ ዘይሓፍር ቍጥሚ ሉኡኽ’ቲ ኮላሲ ኲናት ኣዉጅልና ንትግራይ ከዐቢ ቀሊል መሲልዎ ኣባላዒ መግቢ ዑቡይ ገበነኛ ከታሪ መንጣሊ ግብሩ በሊዕዎ ዓሪብዎ ሓይሊ የዕነኒ እንሀለ ፎ ኢልዎ ህዝቢ
ሕራይ ግርም! ነዚ ድኣ እንታይ ክኣብየሉ ለይቲ ምስ መዓልቲ ጡፍ ይብለሉ አረ ወርቂ ድልድል ይሰርሓሉ ወየ ጠፊኡ ካብ ሱሩ ተነቒሉ ወየ መይቱ ትንፋሱ ሓጺሩ ሰብ ክርህዎ ክረክብ ሰላሙ ልኡኽ ሽፍታ ዘማቲ ወራሪ ልዕሊ ሕጊ ዝዕንድር ዝፋጺ ትዕቢተኛ ንፍትሒ ጓዕጻጺ ተጠፈአ ተሓጸረ ዕምሩ ተተዃዕተ ጉድጓድ መቓብሩ የሐጉስ'ምበር መዓስ ዘጕሂ ኮይኑ ጸቢብ ጭፍራ ጉድ እኮ'ዩ ገሩ ተላኢኹ ኲናት ኣሳዊሩ ንብረት ህዝቢ ብቐትሪ ሃጊሩ ጉዕዞ ህንጸት ከይስጉም ሓንኪሩ ርጉም ጃንዳ ይኣክል በደሉ ከይወሃብ ዕድል ትንፋስ ዝሰኹዓሉ ክሳድ መሸንቆቖ ትሰሓብ ብኹሉ ዓፊሩ ክመውት ክንውዕል ኣብ ቀብሩ
======== ፍረዱ - መን’ዩ ኣሸባሪ፧ ‘ቲ ሃገራት ዘዐኑ ተሳጊሩ ባሕሪ ንህውከት ዕግርግር ዝምውል ብግብሪ ኣልማማ ዝድብድብ ብድሮን ነፈርቲ ሰዓታት ዘይብሉ ቐትሪ ይኹን ለይቲ ኣብ ሓመድ ዘብሊ ቆልዓ ምስ ሰበይቲ፧ ወይስ እቲ ዝምክት ንነጻነት ክብሪ ክረድእዎ ዓው ኢሉ ዘአዊ ኣንቃዕሪሩ ዝልምን ፈጣሪ ዝተነፍገ ናይ ወዲ ሰብ ክብሪ ወስ ዝብል ጸቢብዎ ዓቕሊ፧ እወ መን’ዩ ኣሸባሪ፧ በየናይ መዐየሪ፧
Response to Fish
They both have sick mentality of harming the nation of Eritrea & its people. In short both are enemies of Eritrea, one is open enemy and the other is a foot soldier type of enemy. If my memories serves me right I believe they both were ardent supporters of Eritrea before the invasion of Wayne.