Date: Wednesday, 13 December 2017
ኣምባሳደር ነጋሲ ካሳ ኣብ ሮተርዳምን ኣምስተርዳምን ንህሉው ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ኣመልኪቱ ሰፊሕ ህዝባዊ ሰሚናራት
ከካይድ ስለዝኾነ ኩሎም ግዱሳት ኤርትራውያን ነበርቲ ናይዘን ከተማታትን ከባቢአንን ኪሳተፉ ንዕድም።