እቲ ኩሉ ኤርትራዊ ብሃረርታ ክጽበዮ ዝጸንሐ ዓቢ ኤርትራዊ ሃገራዊ ባህላዊ ትልሂት ንቐዳም ዕለት 20/08/2022 ኣብ ከተማ ጊሰን (ጀርመን) ኩሉ ዘድሊ ባህላውን
ውሑስ ሕጋዊ ቅጥዕታትን ብዝተማል አገባብ ምድላዋት ተዛዚሙ ከምዘሎ እናሐበርና፡ ኹሉ ኤርትራዊ ሓቢሩ ምስ ህቡባንን ወናማትን ስነ
ጥበብውያን ጉጅለ ባህሊ ዋልታን ወናም ሰነ-ጥበባውን ገጣምን ኣወል
ሰዒድ ብውዕዉዕ ሃገራዊ መንፈስ ንኽንጽምብል ጆባ ንብል !!