Dehai

EmbassyMedia - ዓውደ ዘተ - ምስ ኤርትራዊያን ተቐማጦ ሽፈልድ፡ ሊድስ፡ ኖቲንግሃም፡ ዋከፊልድ - 1ይ ክፋል

Posted by: Yared Tesfay

Date: Wednesday, 13 July 2022

1ይ ክፋል --- ዓውደ ዘተ - ኤርትራዊያን ተቐማጦ ሽፈልድ፡ ሊድስ፡ ኖቲንግሃም፡ ዋከፊልድ - ኣብ ብሪጣንያ ዝቕመጡ ዘለዉ ዜጋታት ምስ ሃገሮም ብዘተኣሳስር ዘካይድዎ እኩብን ውልቃውን ንጥፈታት ዘንጸባርቕ ዓውደ ዘተ ‘’ስደትን ብድሆታቱን’’ ኣብ ዝብል ኣርእስቲ ኣተኲሩ፥ ኣብ ምንባይ ስድራ ስዉኣት፥ ንብሃልን ቋንቋን ደቆም ኣብ ምዕቃብን፥ ኩሉ ንጥፈታት ኤርትራውያን ንምሕያል ዝካየድ ማሕበረ ኮማዊ ጻዕርታት ኣብ ምድህሳስ ሓያል ዘተ ተኻይዱ ። EmbassyMedia - ዓውደ ዘተ - ምስ ኤርትራዊያን ተቐማጦ ሽፈልድ፡ ሊድስ፡ ኖቲንግሃም፡ ዋከፊልድ - 1ይ ክፋል




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events