Dehai-News
Dehai
Events
World News
Videos
DMB
Contact
Search
Dehai
<< Back
ተሰሚዑኒ ኣርኪብናሉዚ ጊዘ ፈታኒ - ብብጻይ ወልዳይ ተኸስተ (ከተማ ማንሃይም )
Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German
Date: Saturday, 11 April 2020
ተሰሚዑኒ
ኣርኪብናሉዚ ጊዘ ፈታኒ
ዕርፍቲ ኣእምሮ ከሊኡኒ
ዝነበረኒ ወኻዕካዕ ተሓሪሙኒ
ብድለተይ ኣይኮነን ብተፈጥራዊ
ዊሒጠዮ ኣለኹ ገዲዱኒ
ከይትኣጡ ክይትወጽእ ስለዝበለኒ
መተዓብይተይ ኣይኮነን ጽምዋ
ሰሓቕ ኣልቦ ፍጹም ዘይፈትዋ
ወረ እንታይ ዘበኑዚ ዘመን
ኣስበዛ ምግዛእ ብመቑነን
ኣምላኽ የሕጽሮ ሎሚዘበን
መርዓና ኮይኑ ብዉልቂ
በራዚ ባህልና ናይ በሓቂ
ወራድ መርዓ ተሪፍ
ሕሉፎት ኣልቦ ድሮ ተኾሊፉ
ሕጽኖት ኮይኑ ንዉልቆም መጻምድቲ
ሓማት ኣይአሳሲ ሓማዊቲ
ኮሮን ኣጊዱ ናዛ ስጉምቲ
ሰሙናዊ ርክብና ብኮሙኒቲ
ብናብራናን ሃገርናን ክንዝቲ
ሎሚባ ተዓጺና ብተለፎን ኮንና መታሓትቲ
ሕሙምና ዘይንበጽሓሉ ተኸልኪልና
ረሳና ንምፍናዉ ተሓሪሙና
ጸሎተ ክህነት ተዓጽየናና
ሰላት ጅምዓት ተነፊጉና ኣምላኽ ባዕሉ የቕልለልና
ንዝሞተ ሓመድ ኣዳም ዘይተልብሰሉ
ስድራበት ዘይተጸናንዓሉ
ነየናይ ጌዘና ኣርኪብናሉ
ከምዝመጾ ይቕልሎ ባዕሉ
ወረ መዓስዩ መወዳእትኡ
ኣብ ዓመት ሓንቲ መዓልቲ ዝጽበያ
ታንዓደይ ብህርፋን ዝጎያ
ትመጸኒዶ ትኸዉን ቀንያ
ኣምላኽ የርህዎ ኣእዳዉ ዘርጊሑ
ሓደራ ብዙሕ ከይትፈርሑ
መዓልቲ ክመጽእዩ ነዚ ጸበባ ዝምሑ
ንህዝቦምን ሃገሮምን ዘይሕግዙ ይፍርሑ
ሎሚ ሰዓቱ ኢዩ ይናስሑ
ንህዝቦምን ሃገሮምን ይኽሓሱ
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ወልዳይ ተኸስተ ማንሃይም
Back to Dehai
ፈንቅል - 1ይ ክፋል | Fenkil (Part 1) - ERi-TV Documentary
See More Videos
Dehai Events
See More Events
A Twitter List by dehai
Latest Posts
U.S. Congress Demands Trump Spend Even More on the Military
How the U.S. Government Constantly Lies to Impose Its Dictatorship
Hear the 11-Minute Republican U.S. Senator’s Speech That Destroys Trump
The difference between ‘news’-reporting and news-reporting
What It’s Like to Be a Billionaire
(ሚኒስትሪ ዜና ኤርትራ) ርእሰ ዓንቀጽ፡ ጭጒራፍሲ ባዕላ ሃሪማ ተእዊ
Mercouris Explains Possibility of Russia and China Becoming Iran’s Protector
he Misconceptions That U.S.-and-allied Publics Have About the War in Ukraine
America’s Republicans’ Hatred of the Poor
Verge Launches the Bini Legacy Line: A Tribute to Biniam Girmay and the Future of African Cycling