Dehai News

EmbassyMedia - ዓውደ-ዘተ ምስ ኣካያዲ ኣካልት ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ብርጣንያን / ኣየርላንድን

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 31 March 2023

ሃገራዊ ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ብርጣንያን ኣየርላንድን - ኣብ ወርሒ ሰነ 2020 ንስራሕ ዝተበገሱ፡ ኣብ`ዚ ሕጂ እዋን እዚ ጨንፈር ልዕሊ 700 ኣባላት ዝሓቖፈ ሰፊሕ ዝርግሐ ዘለዎ ኮይኑ ተወዲቡ ምህላውን፡ ክሳብ ሕጂ ብወፈያን ካብ ክፍሊት ኣባልነትን ኣስታት 90,000 ፓውንድ እንግሊዝ ብምእካብ ንማሕበር ኣታዊ ዝገበረ ምዃኑን ፡ እቶም ብግዝያውነት ተመሪጾም ኣድማዒ ስራሕ ዘበርከቱ መራሕቲ`ቲ ጨንፈር፡ ምስ ኤምባሲ ሜድይ ዓውደ-ዘተ ኣካይዶም ኣለዎ! #EmbassyMedia, #EritreaPrevails, #DiscoverEritrea, #EritreaInUk,

EmbassyMedia - ዓውደ-ዘተ ምስ ኣካያዲ ኣካልት ማሕበር ሓርበኛታት ስንኩላን ኲናት ኤርትራ ጨንፈር ብርጣንያን / ኣየርላንድን




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events