Dehai News

(ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ) ኤርትራ፣ “ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዳ” ዝብል ዜና ዘቃለሐ ጋዜጣ ኣሽራቕ ኣል-ኣዋስት ዝተጋነነ ድራማ ክትብል ነጺጋቶ።

Posted by: Semere Asmelash

Date: Sunday, 07 June 2020

ኤርትራ፣ “ኣብ ደሴታት የመን መጥቃዕቲ ኣካይዳ” ዝብል ዜና ዘቃለሐ ጋዜጣ ኣሽራቕ ኣል-ኣዋስት ዝተጋነነ ድራማ ክትብል ነጺጋቶ።

SBS Tigrinya News         
Source: Al-Qudus Al Arabia

ኤርትራ ኣብ ገማግም የመን መጥቃዕቲ ከምዝፈጸመት ዝተፈላለያ ማዕከናት ዜና ማእከላይ ምብራቕ ገሊጸን ኔረን።



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events