(VOE-DC) ኣመጻጻኣ ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ ብዶክተር ሳሚኤላ ዘርኣይ 1ይ ክፋል
VOICE OF ERITREA 10/26/19 PROGRAM INCLUDES:
- The Beginning of Women's Struggle by Dr. Samiela Zerai Part 1
- Political Views- by Mahmoud Saleh
- Seminar by youth Mehreteab Medhane Part 5
- Book reading by Efrem Emhazion
- Updated News from Asmara Eritrea
- Important Announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና :
- ኣመጻጻኣ ቃልሲ ደቂ ኣንስትዮ- ብዶክተር ሳሚኤላ ዘርኣይ
- ፖለቲካዊ ርእቶታት ብማህሙድ ሳልሕ
- ሰሚናር ብመንእሰይ ምሕረተኣብ መድሃኔ 5ይ ክፋል
- ንባብ መጽሓፍ ብኤፍረም ኤምሃጺኦን
- እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብወኪልና ጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን