World News

(ድምጺ ኣመሪካ) ኮማንድ ፖስት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ንምህዋኽ ዝወንጀለሉ ዝሓወሰ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ

Posted by: Semere Asmelash

Date: Tuesday, 20 March 2018

ኮማንድ ፖስት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ንምህዋኽ ዝወንጀለሉ ዝሓወሰ ጋዜጣዊ መግለጺ ኣውጺኡ

መጋቢት 20, 2018

ዋሽንግተን — 

ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝተአወጀ አዋጅ ህጹጽ እዋን ፈጻሚ አካል ኮማንድ ፖስት ኣብ ጉዳይ ጸጥታ ኢትዮጵያ መንግስቲ ኤርትራ ንኢትዮጵያ ንምህዋኽ ዝወንጀለሉ ዝሓወሰ ጋዜጣዊ መግለጺ አዋጅ ህጹጽ እዋን ብቕድሚ ትማሊ ኣውጺኡ።

መንግስቲ ኤርትራ ብወገኑ ኣብ ዝሃቦ ምላሽ ኻብቲ ክቆጻጸሮ ዘይኽኣለ ውሽጣዊ ቕልውላው ንምህዳም ዝግበር ፈተነ’ዩ ኽብል መሊሱ’ሎ።

ነቲ መግለጺ ዝሃቡ ኮሚሽነር ጀነራል ኮሚሽን ፈደራል ፖሊስን ኮማንድ ፖስትን አቶ አሰፋ አብይ ናይ ሰሙን’ዚ ኣፈጻጽማ ኮማንድ ፖስት ዕውት ኔሩ ድሕሪ ምባል ኣብ ሓደ ሓደ ከባቢታት መንገድታት ከምዝተዓጽወን ኣገልግሎት መጉዓዝያን ካልኦት ኣገልግሎታትን ምትዕንቓፋት ከምዝነበሩ አሚኖም ሎሚ መዓልቲ ግን ምሉእ ንምሉእ ተፈቲሑ ኣሎ ኢሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።




EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events