World News

Raimoq.com: [VIDEO] Scolding and humiliation is weakness, be Smart

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Sunday, 18 March 2018

Marchg 18, 2018
Watch&Listen:
http://raimoq.com/video-scolding-humiliation-weakness-smart/
 
መተሓሳሰቢ፡ ከምዚ እዚ ሓው ኣብ ላዕሊ ብሰፊሑ ዝገለጾ፣ ህዝቢን ሃገርን ኣውራጃን  እንዳን ቀቢላን ብድፉን ኣይጽረፉን ኣይዝንጠሉን እዮም። ነውሪ ድማ እዩ። ስርዓታትን ውልቀሰባትን ግን ብተግባራቶም ማለት ኣብ ባይታ ጽቡቕ እንተሰሪሖም ይምጐሱን፣ ስሱዓትን ተበለጽትን መሳርሒን ኮራኹርን ኣባይ/ጸላኢ ተንኮለኛታትን ሓሰውትን................... ወዘተረፈ  እንተኾይኖም ይግሰጹን ዓገብ`ውን ይበሃሉ፣ እንተዘይሰሚዖም ድማ ይዝንጠሉ።   
 
ብርሃነ ሃብተማርያም

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events