Dehai

PUBLIC SEMINAR ህዝባዊ ሰሚናር ሰንበት ሕዳር ዕለት 27 ጥሪ Sunday January 2019 ሰዓት 04:00 p.M

Posted by: CECCO COALITION OF THE ERITREAN CANADIAN COMMUNITIES AND ORGANAIZATIONS

Date: Monday, 21 January 2019

ዕድመ ንኲሉ ሃገራዊ  ሰንበት ሕዳር ዕለት 27 ጥሪ Sunday January 2019 ሰዓት 04:00 p.M PUBLIC SEMINAR ህዝባዊ ሰሚናር Place - St. John's Lutheran Church 274 Concord Avenue (Blood and Ossington) "THE EFFECTS OF SANCTIONS ON ERITREAN CANADIANS AND THE STRENGTHENING OF OUR COMMUNITIES. "ቡድሆታን ሳዕቤናት ማዕቀብ ኣብ ማሕበረ ኮማት ኤርትራውያን ኣብ ሙሉእ ዓለም፤ብፍላይ ድማ አብ ከባቢናን ካናዳን"  ኣብ ልዕሊ ህዝብን መንግስቲ ኤርትራ ን9 ዓመታት  ወሪዱ ዝጸንሐ ዘይፍትሓዊ  እገዳ ማዕቐብ ተላዒሉ ፡ብስራት ዓወት ህዝብና ብምኻኑ ፡፤  ፍረ ጻማ መኸተ ህዝብና መንግስትናን ውን ስለ ዝኾነ ፤ክብርን ሞጎስን ነቶም ለይትን ማዓልትን ኣብ ምክልካልን ፤ሓለዋን፤ ህንጻን ሃገር ዘለው ሰራዊትና

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events