Dehai

ትማል ጸላእትና ዝነበር ሎሚ ፈተውትና እንተመሰሉ ብቓሎም ዘይኮነ ብግብሮም ነንብቦም።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 22 January 2024

ኲናት ብብዙሕ ዓይነት መንገዲ'ዩ ዝመጽእ። ጸላእትና ንክስዕሩና ብኹሉ ፈቲኖምና'ዮም። ዂናት ብፖሎቲካ፡ ብብረት፡ ብሃማኖት፡ ብማዕቀብ፡ ብቑጠባ፡ ዕሱባት ብምኽታብ፡ መውስቦ ብምትሕንፋጽ፡ ባህሊ ብምትሕውዋስ። ኮታ ነቲ ህዝቢ እዚዩ መንነትይ ዘይብለልሉ ኩነታት ፈጢርካ፡ ከም ዝሳቀ፡ ነታ ሃገር ፍሕ ብትን ከእትዉላ እኩይ ተግባራቶ ቀጻሊ'ዩ።  ኣስናኖም ፍሽኽ ቃላቶም ምዕርዕር  እንተበለ ብልቦም መሰልና ኣሚኖም ማለት ኣይኮነን። ካልእ ሜላ ቃልሶም'ዩ።  ንሰላም እናሰራሕና፡ ጸረ ሰላም እናተቓለስና፡  ነጻነትና ከየድፈርና ክነብር ግደታና'ዩ። 
ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ገ/ንጉስ መስመር



WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events