Dehai

ፖሎቲካ ወሽላኻት ብመንጽር ተባዕን ቁኑዕን መርገጽ መንግስቲ ኤርትራ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Saturday, 12 March 2022

እቶም ዝገብርዎ ዘይፈልጡ ዑሱባት ብኩነታት ሩስያን ዩኩረይንን ኣመልኪቶም መንግስቲ ኤርትራ ሓደጌኛ ስጉምቲ ወሲዱ ይብሉ ኣለዉ። ዎዮድኣ ኣተሓሳስብኦም ብጽልኢ ዝጨቀወ ኮይኑምበር፣ መንግስቲ ኤርትራ ዝወሰዶ ተባዕን ሓቀኛ ስጉምቲ ንኣፍሪቃውያን ዓቢ ኣብነት እዩ። ካብ ኣፍሪቃ ኤርትራ ጥራሕያ ንጉጉይ ውሳኔ ሕብረት ኣውሮጳን ኣሜርካን ተቋዊማ ዝበሃል ዘሎ። ብወሸለኽለኽ ፍትሒ ከምዘየምጽ ዘረድእዩ።  እተን ንሩስያ ብእገዳ ከነምበርክኻ ኢና ኢለን ዝኣገድኣ ሩስያ ብትዎስዶ ዘላ ውሳኔታት ቁጠብኤን ብትሪልዮናት ኣንቆልቊሉ ኣሎ። ዕዳጋ ሓያላን (stock market) መዓልቲ መዓልቲ ክብደቱ ይፎኹስ (declined) ይገብር ኣሎ።  ዘይትሓፍር ኣሜርካ ከይሓነኸት ነታ ብእገዳ ከተማስናን መራሒኣ ዝቐተለትላ ቨነንዙኤላ  ተመሊሳ ፐትሮል ክትሕግዛ ትልምና ኣላ።  ስዑድ ዓረብ ንባይደን ዝሃበቶ መልሲ ሰሚዕናዮ።  ስርያውያን ሩስያ ንምሕጋዝ በሽሓት ዝቑጸሩ ወተሃደራት ኣብ ጎና ተሰሊፎም ይዋግኡ ኣለዉ።  ዕሱባት ክኣ ኑብሶም ክፈልጥዋ ዘይከኣሉስ መርገጽ መንግስቲ ኤርትራ ክኹኑኑ። Sent from Yahoo Mail for iPhone

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events