Dehai

ብዓቕሊ ተዓዘብ፤

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Tuesday, 26 October 2021

ኣሜሪካ ኣብ ልዕሊ ጁንታ ዝጸንሓ ኣረኣእያ ብቅጽበት ዝቐየረት መሲላ ክትርኤ ትፍትን ኣላ።  ቆርበት በጊዕ ዝተኸድነ ቶኽላ በጊዕ ክኸውን ኣይክእልን።  ዝተኸድነ እንተ ተኸድነ ቶኽላ’ዩ።  ተዋስኦ ኣሜሪካ ንኤርትራውያን ሓድሽ ኮመዲ ኣይኮነን። ግን ልብን ትዕግስትን ጌርካ ምዕዛቡ ኣገዳሲ እዩ። ሃብታም ልቦና ዝመልኦ ምሳሌታት ኣቦታትና ከይንርስዕ። ኣብነት፣1) ኣናፍራ ቆቑሕ ዘይፈልጥስ ኣይሃዳናይን፤2) እዛ ቡርኩታ ገለ ኣላታ፤ ---ወዘተረፈ።

ገብረንጉስ መስመር


Sent from Yahoo Mail for iPhone

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events