Dehai

ኣገዳሲ ህዝባዊ ሰሚናር፤

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 25 October 2021

ኣገዳሳ ህዝባዊ ሰሚናር ንኤርትራውያን ተቐማጦ በይ ኤርያ ካሊፎርንያ (Bay Area California)። ካብ ሃገራዊ ጉዳይ ንላዕሊ ዝዓቢ ስለ ዘይብልና ኣብዛ ተጠቒሳ ዘላ ዕለት ብኣካል ተሳትፎና ከነረጋግጽ ሃገራዊ ሽማግለ ዞባ ብትሕትና ትጽውዕ። ቦታን ሰዓትን ኣብ ቀረባ ክንሕብር ኢና።   
    
ክብርን ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና፤                 ዓወት ንሓፋሽ ህዝብና።




Inline image



Sent from Yahoo Mail for iPhone

ኣገደሲት ታሪኻዊት መጽሓፍ "ቀያሕቲ ዕምበባ" ብ ቶምቦሳ ኣስመላሽ - መደብ ማእገር - "qeyaHti Embaba" by Tombosa Asmelash - ERi-TV