Dehai

"ዕንኪላሎ ወይዛ ፈዛው ዕንኪላሎ፣ ........

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Friday, 23 July 2021

"ዕንኪላሎ ወይዛ ፈዛው ዕንኪላሎ፣ ኣብ ማዕዶ ተኾይጣ ጥራይ ትደርፍ ላሎ ላሎ፣ ቑም-ነገር ዘይብላ ባዶ ውዕሎ"!!!

>ብዛዕባ'ዛ ኣርእስቲ፣ ኣይትሓዘለይ ኽቡር ኣልኣዛር፣ ምስ'ዛ ጽሕፍትኻ ስለ ትኸይድ'የ ስኹዕ ኣቢለያ።
•••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••••
ናይ ኣባልነት ምዝገባ የብሎምን። ወርሓዊ ክፍሊት ናይ ኣባልነት የብሎምን። "ህዝቢ ወዲብካ ምንቃሕ" ዝብል መምርሒ የብሎምን። ጠበንጅኦም ጥይት የብሉን። ብርዖም ቀለም የብሉን፡ ሃፊፉ ኢዩ። 

ኣብ ስደት ኮይኖም ነቲ ኣብ ኤርትራ ዘሎ መንግስቲ ክንቅይሮ ይብሉ። ገሊኦም ኣብ 1982 ምስ ምውጻእ ተ.ሓ.ኤ ካብ ኤርትራ ኢዮም ጀሚሮም። ክሳብ ሎሚ እንታይ ኣፍሪኹም እንተተሓቲቶም፡ ዝህብዎ መልሲ ንጹር ኣይኮነን።

 ግን፡ ብከመይ ኢዮም መንግስቲ ክቕይሩ? ግን...ምስ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኣመሪካን ካልኦት ሃገራትን ርክብ ኣለዎም። ምስ ወያነ'ሞ፡ ዋላ ልዑላዊ ክብሪ ኤርትራ ደፊራን ግሂሳን እንኮላ፡ ኢድን ጓንትን'ዮም ኔሮም። 

ገሊኦም፡ ዓው ኢሎም፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ተሓባበርቲ ኣለዉና'ዮም ዝብሉ። ግን፡ ብከመይ ኢዮም ካብ ክፍሊ ዓለም ናብ ክፍሊ ዓለም ዝዋናጨፉ? መን'ዩ ዝምውሎም? ሓደ ከም ክሲ ንመንግስቲ ኤርትራ ዘቕርብዎ፡ "ዋሕዲ ግሉጽነት" ኢዩ።

 ንመንታይ ኢዮም መን ከምዝምውሎም ግሉጽ ዘይገብርዎ? ገንዘብ ዘዋጽኡ ኣባላት ካብዘይሃለዉ፡ መን'ዩ ዝኸፍለሎም? ኩሉ'ዚ፡ ዘቤታዊ ዕዮ ምስ ጀመርና ጋህዲ ክኸውን''ዩ።

Coutesy Alazar Abraham
=========================
•√>ካብ'ቲ ማእለያ ዘይብሉ ሰውራዊ ደርፍታት ሜዳ፣ ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ/ሻዕብያ [ህ•ግ•ሓ•ኤ•]......
°°°°°°′°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°°
"ነበር ምዃን ክሓስም" 1982-3 ዓምፈ
ስነ-ጥበባውን ድምጻውን ስዉእ ጅግና ዕቕባጋብር ገብረትንሳአ

https://youtu.be/svR1cm5Bw9M

"ዝተወደበ ሓይሊ ዓጋቲ የብሉን"

https://youtu.be/E1eCuR5W_Lc

"እዚኣቶም'ሲ ገዝኦም ከማሓድሩ ዘይክእሉ ፍትሒ ዘይፈልጡ ሰረቕቲ፣ ፍትሒ ክምጽኡ?!"

ስነ ጥበባዊ የማነ ኪዳነ

https://m.facebook.com/story.php?story_fbid=10224305416679475&id=1125665642

ብርሃነመስቀል ሃብተማርያም [ወዲ ቐሺ]

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events