Dehai

ህዝቢ ትግራይ ድሕሪ ነዊሕ ናይ ስቓይ ዘመናት ተስፍኡ ብጁንታ በኒኑ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Sunday, 04 July 2021

መልእኽቲ ጌታቸው ረዳ ንህዝቢ ትግራይ!                                 
                                                                                            እዚ ብርስሓት ልተጎረ ነብስኹም ብጀካ ብማይ ጨው ብኻልእ ክጸሪ ዘይክእል ንምሕጻብ፡ ኣዮኹም ናይና፡ ልሰሜን ይኹን ጉዕዞና፡ ሉሻዕቢያ ጨርሽናዮም እንሄና፡ ለቶም ልቐረዩ ደማሲስና ልጉርጉስም ክንኸድ ስለ ዝኮን፡ ልነብሱኹም መድረዚ ልኸውን ጨርቐመርቒ  ኸይትረሱዑታ። ሳብና ኣየድልይን ኣለርጅክ ክአይገብርላትኩም። ኣብ ኣስመራ ክንረክብ ኢና ኢልኹም ከይትሓስቡታ። ሽዕብያ ልኹሉ ላብ ቡምባ ቀይሮማቶም እዮም ከይትትንክፍዋታ ክፍንጀረኩም እዩ። ጁንታ ዕሱባት፡ ግብሮም ሩኹሳት፡ ሕልሞም ጥፉሻት፡ ዕድሎም ቅርሱሳት፡ መጻኢኦም ድብዙዛት፡  ጉርጉሱምስ በየናይ ዕድሎም፡ ብሰንኪ ሓሳድ ግብሮም ይትረፍ ክሕንብሱስ ኣብኣ ገጾም ከይጥምቱ ባዕሎም እንድዮም ተኸልኪሎም።    

 ናይ ጁንታ ርስሓት ኣብ ቆርበቶም ኣይኮነን ዘሎ። ኣብ ኣእሙሩኦም (ኣተሓሳስብኦም) እዩ ዘሎ።   እዚ ብሳምና ይኹን ኦሞ ወይ ሽብጢ ዝጸሪ ኣይኮነን። ካብ ክድምና ወጺእካ ነብሰ ምርኩስና ምስ ትኣምን ኩሉ እቲ ቶጓር ዝመረተ ኣተሓሳስባ ይጸሪ ህዝቢ ትግራይ ብሰካም ይነብር።
   
እንተመሪጾም ይበገሱ፡ ግን ቅድሚ ምብጋሶም ንገዛ ገርህላሰ፡ ዓዲበጊዖ፡ ጾሮና፡ ቡርየ፡ ዛላምበሳ፡ይወከሱ ምኽሪ ክረኽቡ። ኣብኡ'ሎ ኣብ እዋን ወራር  ኣይላይናን ኢሎም ዝጠለሙዎ ሬሳታት።ሕጊኸ እንታይ ንምድጋም?

ነባሪ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ዓወት ንሓፋሽ
ገብረንጉስ መስመር።


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events