Dehai

(ኤፍ ቢ ሲ) ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም

Posted by: Semere Asmelash

Date: Saturday, 27 March 2021

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ኣስመራ ኣቲዮም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኣስመራ ንክልተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ከካይዱ ኢዮም።

ክልቲኦም መራሕቲ ኣብ ክልቲኣውን ቀጠናውን ዛዕባታት ብምድሃብ ክዛዩ ኢዮም ተባሂሉ።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ዝምራሕ ጉጅለ ልእኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ኣስመራ እንትበፅሑ  ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ድሙቕ ኣቀባብላ ከምዝገበሩሙሎም ሚንስትር ዜና ኣታ ሃገር የማነ ገብረመስቀል ኣብ ትዊተር ገፅ ገሊፆም።

ብቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ዝተመርሐ ጉጅለ ልእኽ፥ ሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ዶክተር ቀናኣ ያደታን ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዶክተር ኣብርሃም በላይን ዘለውዎ ከምዝኾነ ተገሊፁ።




6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events