Dehai

ኣ ም ባ ሳ ደር ዓ ን ደ ብ ር ሃ ን

Posted by: yohannes zeratsion

Date: Thursday, 18 February 2021

ቅ ል ዕ ቲ   ደ ብ ዳ በ   ና ብ  ኣ ም ባ ሳ ደር   ዓ ን ደ ብ ር ሃ ን  ወ ል ደ ጊ ዮ ገ ር ጊ ስ  ( እ ን ተ ዘ ይ ተ ጋ ጊ የ   ኣ ብ  Belgium ት ቕ መ ጥ  ዘ ለ ኻ )

ብ ር ግ ጽ   ኣ ካ ዳ ሚ ያ ዊ  ፍ ል ጠ ት ካ ን   ተ መ ኩ ሮ ኻ ን  ኣ ብ   ሕ ቶ   ዝ ኣ ቱ   ኣ ይ ኮ ነ ን :: እ ዚ   ማ ለ ት  ግ ን  ት ም ህ ር ቲ   ዘ ለ ዎ   ሰ ብ  ኣ ይ ጋ ገ ን   ማ ለ ት  ኣ ይ ኮ ነ ን ::

መ ን ግ ስ ቲ   ኤርትራ   ራ ሕ ሪ ሕ ካ   ኣ ብ  ስ ደ ት  ም ስ  መ ጻ እ ካ   
ግ ን  ኣ ብ  ዝ ተ ፋ ላ ለ የ 
እ ዋ ና ት  ኣ ብ   yutube
ብ ዝ ተ ፋ ላ ለ ዩ   ከ ድ ዓ ት  ዝ ቐ ር ቡል ካ   ና ይ  interview  ዕ ድ ላ ት  እ ና ተ ጠ ቐ ም ካ  ን መ ን ግ ስ ቲ   ኤርትራ  ዝ ቃ ወ ም   መ ር ገ ጺ ታት   ት ህ ብ  ኣ ለ ኻ ::  ም ና ል ባ ት  ን መ ን ጠ ሪ   ና ብ   ስ ል ጣ ን  ኢ ል ካ  ት ኸ ው ን ::  ሓ ሳ ብ ካ   ም ግ ላ ጽን  ዕ ላ ማ  ም ህ ላ ው ን  ግ ን  መ ሰ ል ካ   ም ኴ ኑ  ኣ ጸ ቢ ቑ 
ይ ር ደ ኣ ኒ ::

ካ ብ ቲ  ዝ ገ በ ር ካ ዮ  interview  እ ዚ አ ን  ዝ ስ ዕ ባ   ሕ ቶ ታ ት  ከ ቕ ር በ ል ካ   ይ ፈ ቱ :: ብ ዝ ርዝ ር  ምጽሓፍ   ምተኻእለ  ግ ን  ብሕጽር ዝበለ: እዘን ዝስዕባ  ሕቶታት  ምስ ርእይቶይ   ዝ ተሓወሶ :

1. ን መ ን ግ ስ ቲ   ኤርትራ  ከ ም  መ ላ ኺ   ገ ር ካ  Democracy  ዘ ይ ክ ተል  ( ሕ ብ ረ  ፓ ር ቲ  ዘ የ ታ ኣ ታ ተ ወ )  ብ ም ባ ል  ት ኸ ሶ:: ጃ ን ዳ  ወ ያ ኔ   ኣ ብ  ህ ዝ ቢ   ኤርትራ  ዝ ሓ ለ ኖ ን  ዘ ው ረ ዶ   ህ ል ቂ ት ን  ዕ ን ወ ት ን   ን ስ ኻ   ኣ ብ  ዝ ነ በ ር ካ ሉ   ኣ ጸ ቢ ቅ ካ   ት ፈ ል ጦ:: ወ ያ ኔ  ዕ ላ ም ኡ  ን ኤርይራ   ኣ ብ ቲ   ና ይ  ቀ ደ ም  ዘ ነ በ ረ ቶ  ሓ ን ቲ   ግ ዝ ኣ ት  ( ኣ ው ራ ጃ)  ና ይ  ኢትዮጵያ  ክ ት ም ለ ስ  እ ዩ   ሓ ሊ ኑ :: እ ዚ   ም ስ  ዘ ይ ሰ ል ጦ  መ ሬ ት ኤርትራ ሒ ዝ ካ  ወ ደ ባ ት  ኤርትራ  ወኒንካ  መ ን ግ ስ ቲ   ኤርትራ  ገ ል ቢ ጥ ካ  ም ቖ ጽ ጻ ር,::  እ ዚ   ጥ ራ ይ  መ ኣ ስ  ወያነ  ኩ ሎ ም  ካ ብ  ሓ ሙሽተ  ዓመት  ንላዕሊ   ዝኾኑ   ደቂተባዕትዮ  ክ ሕ ረ ዱ  ት እ ዛ ዝ  ነ ይ ር ዎ :: እ ዚ   ን ስ ኻ   ክ ት ዛ ረ ቦ   እ ን ተ ዘ ይ ደ ሊ ኻ  ኣ ጸ ቢ ቅካ   ትፈልጦ   ኢኻ :: ኤርትራ ን 30  ዓመት   ዝኣክል  ኣብዚ   ክነታት  ነይራ :: ልዕላውነት  ኤርትራ  ተን ጠ ል ጢሉ  ነይሩ :: ስለዚ   ከመይገርካ   ኢኻ   መንግስቲ   ኤርትራ ን  ህዝቢ   ኤርትራን  እዚ  ሓደጋዚ  ኣንጻላልይዎ   ከ ሎ  ና ይ ም እ ራባውያን  democracy  ዘይተኸለ   ኢልካ  ትምድር  ዘለኻ::

2. ንመንግስቲ  ኤርትራ  ንመንእሰያት  ካብ   ሕ
ቕፊ  ስድርኦም  መንዚዑ  ናብ  sawa ይወስዶም  ኢልካ   ትኸስስ :: ንስኻ  sawa  ክእወጅ  ከሎ  ንስኻ  ስልጣን   ሒዝካ   ኔርካ,:: ንስኻ   ኣ ጸ ቢ ቕ ካ   ትፈልጥ   ኢኻ   እቶም  sawa ዝኸዱ  ደቂ  17 ዓመት  እዮም:: ዓመት   ምስ  ተማህሩ  ደቂ  18  ዓመት  ይኾኑ ::እ ቲ  ን ኤርትራ  ኣንጻላልይዋ  ዝነበረ   መዓት  መን   ክከ ላኸሎ  ኢልካ   ትሓስብ :: ደቂ  50/60  ዓመት? ንመንእሰያት  ኣብ  ናይ   ክረም ቲ   ወፍሪ  ይ ሰዶም   ኢ ል ካ   ትኸስስ :: ነታ   ሃገር   መን   ክ ሰርሓ ላ   አልካ   ትሓስብ ::  እቶም   ዝምውሉኻ  ኣመሪካውያን /አውሮፓውያን? ዓንደብርሃን   እዚ   ናብስልጣን   ከደይበካ  ኢልካ  ኣይትሕሰብ ::

3. ነቶም dollar  ብላዕ  ተ ቐ ቢ ሎም   ( እዚ   ባዕሉ  Melles   ዝበሎዩ ) ንኤርትራ  ንወያነን ን ኢ ት ዮ ፕ ያ ን  ዝ ሽ ጥ ዋ  ኣብ ቀ ይ ዲ   ዝኣተዉ  ብ ፍላይ   ን ክቡር   ፕረሲደንት   ኤሰያስ  ኣፈወርቂ  ክ ሳብ   ለይትሎሚ   ዳ ጕ ን ዎ ም  ኣሎ 
አልካ   ትም ድ ር ::ብ ናተይ   ኣረኣእያ  እ ዚ ኣ ቶ ም   ፍ ርዶም   ካብ   ምድ ጓን   ን ላ ዕ ሊ ዩ ::

ዓንደብርሃን  ድሕሪ   ኢንተርነት ተሓቢእካ  ነቶም   ደቆም   ኣብ  በቶም  ሒዞም   ሃገር   ን ም ድ ሓን   ዝቃለሱ  ዘለዉ   ዓቕ ሞም   ዘፍቅዶ   ክሰርሑ  ግደፎም :: ንስኻከኣ  ኣብ  ሕቅፊ  ምዕራባውያን ኰ ንካ   ገንዘብ   ና ይ  ምዕራባውያን   ስለ   ዝመረጽካ  ደቅ ኻ   እናኣምሃ ርካ  ብሰላም  ንበር ::

ዮ ሃ ን ስ  ዘር አ ጺ ዮ ን
Frankfurt  Germany

7ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 7 - ERi-TV Documentary

Dehai Events