ኣዲስ ኣበባ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም።
መፍለፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ኣብ ሓደ እዋን 2 ሺሕን 200 ሜጋ ዋት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከፈልፍል ዝኽእል እንትኸውን፥ ኣብ ዓመት ድማ 6 ሺሕ ጊጋ ዋት ሓይሊ እሌክትሪክ ዘፈልፍል ኢዩ።
ቀ/ሚ ኣቢይን ፕሬዚዳንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድን ፕሬዚዳንት ኤርትራ ኢሳያስ ኣፈወርቂን ኣብ ግድብ መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዑደት ኣካይዶም።
ኣብዚ ሕዚ እዋን ሓፈሻዊ ኣፈፃፅማ እቲ ግድብ 36 ሚኢታዊ ዝበፅሐ እንትኸውን፥ ሙሉእ ብሙሉእ እንትዛዘም ሓይሊ ካብ ምፍልፋል ብተወሳኺ መባፅሒ ቱሪዝም ክኸውን ኢዩ ዝብል ትፅቢተ ኣሎ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ቅድሚ ሓደ ወርሒ እውን እቲ ኣብ ህንፀት ዝርከብ ግድብ መፍለፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኮይሻ ዑደት ምግባሮም ይዝከር።
ፍልፍል፦ ኢቢሲ