Dehai

ፈነወ ራዲዮ (ራዲዮ ጽንዓት ማንሃይም)ከ

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Monday, 11 May 2020


*ሓበሬታ*
ሰንበት ዕለት 10/05/20 ካብ ሰዓት 16:00 ክሳብ ሰዓት 17:00 ንመኸተ ኣንጻር ለበዳ ሕማም ኮሮና ዝቐንዐ መደብ ፈነወ ራዲዮ (ራዲዮ ጽንዓት ማንሃይም)ከነካይድ ስለዝዀንና:  ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ዜጋ ክከታተሎ ሓበሬታና ነመሓላልፍ።
ብከምዚ ዝስዕብ ከኣ ክስማዕ ይከኣል።
ብራዲዮ: ንማንሃይም 
UKW 89.6 MHz
ንሃይድልበርግ
UKW 105.4 MHz
ብኢንተርነት
https://bermudafunk.org/livestream.html ምስከፈትኩም ኣብቲ ብቀይሕ ዝተጻፈ ደቂቕ um den stream mit.... ዝብል ዘሎ ምስጸቕጥኩም ናይ ራድዮ ስእሊ ምስመጸት ኣዕብይ ኣቢልኩም ነዛ ምልክት እዚኣ ትጸቕጥዋ▶️
ዓወት ንሓፋሽ
ሃገራዊ ሽማግለ ማንሃይምን ከባቢኡን



6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events