Dehai

ገጽ-መጽሓፍ: ርእሲ ሓምሓም ዓሌታዊ ሕውሓት እንዶ`ሞ ዘይይርድኦ ኰይኑ!-የታላቁ መሰሪ "መለስ ዜናዊ" ትምቢት

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Saturday, 23 December 2017

ርእሲ ሓምሓም ዓሌታዊ ሕውሓት እንዶ`ሞ ዘይይርድኦ ኰይኑ።
የታላቁ መሰሪ "መለስ ዜናዊ" ትምቢት
 
Dec. 23, 2017
 
*ኣብዚኣስ ናይ ቀደም መራሕ ጭፍራ ወያነን መንግስቲ ኢትዮጵያ ነበርን ንፍስሄር መለስ ዜናዊ ሓቂ ተዛሪቡ። እንታይሞ ይገበር ርእሲ ሓምሓም ዓሌታዊ ሕውሓት እንዶ`ሞ ዘይይርድኦ ኰይኑ። ዘይገበሮ ጌረዮ ዘይውዓሎ ኲናት *ኣብ ዝበነ-ገድሊ ማለተይ እየ* ውዒለዮ ንደርጊ ኣነ ስዒረዮ እናበለ ብሓሶትን ጃህራን ክም እንቕርዖብ ኣናተነፍሐ ስጋብ ዕርበቱ ክቕጽል  እዩ። ክፋስሉ ንደርጊ መን ከም ዝሰዓሮን ከም ዝደምሰሶን`ሲ ከምኡ`ውን ኣብ ሕምብርቲ ኢትዮጵያ ሓመድ-ኣዳም ኣልቢሱ ዝቐበሮ ዓቢ ናይ ኣንበሳ ኽፋሉ ግን ሓቦኛን ጽኑዕ ተቓላሳይ ህዝቢ ኤርትራን መሪሕ ውድቡ ጅግና ህዝባዊ ግምባር ሓርነት ኤርትራ ምዃኖም`ሲ ክኽሕድዎ ኣንተዘደልዮም ወያነን ህዝቢ ትግራይን ብፍላይ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኸኣ ብሓፈሻ ኣጸቢቕም ይፈልጡ እዮም። ስለምንታይ`ሲ ኣቲ ሓቀኛ ታሪኽ ኤርትራዊ ህዝባዊ ሰውራ ተሰኒዱ ስለ ዘሎ!
 
*ብርሃነ ሃብተማርያም
 
https://www.facebook.com/FITIH1/videos/1736288423294986/

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events