Dehai News

ዘየደቅስ ነጊሮምኻስ ድቕስ ይሓድሩ [በንጻሩ]።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Tuesday, 05 December 2023

እቶም ዘየደቅስ ነጊሮምና ደቂሶም ዝሓድሩ ዝመስሎም፥ ንሶም'ዮም ዘየድቅስ ነጊሮም ከይደቀሱ ዝሓድሩ። እንተ ንሕና ግን እንገሩና ኣይንገሩና ፍሉጥ'ዩ መደብና። ንስራሕን ድቃስን እኹል ግዜ ኣሎና። ምኽንያቱ ኣቐዲምና ንዛረቦን ንገብሮን ኣስተውዒላ ሓሲብና ተዳሊና ስለ ንጸንሕ። እዚ ኸኣ'ዩ ኤርትራውያን ምዃና ልዕሊ ኩሉ ነገር ዘሔብነና።


Broadcasted on 2024-07-21 | ዓወት ቢንያም ግርማይን ደግፍ መላእ ህዝቢ ኤርትራን | Analysis - Biniam Girmay's Tour De France performance - ERi-TV #eritrea