Dehai News

[Fwd: Book]

Posted by: Tedros Mehretu

Date: Wednesday, 12 January 2022

Dear all details,
I just want you to inform you that my book on Dr. Johannes Kolmodin and
his work on
Eritrea is published. Some points from its content:

ልዕሊ ሚኢቲ ዓመት
ይገብር ሽወደነዊ
ዶ/ር ዮሃንስ
ኮልሞዲን ናብ
ኤርትራ መጺኡ ኣብ
ቋንቋን ታሪኽን
ኤርትራ ዘተኮረ
መጽናዕቲ ኣካይዱ
ነይሩ። ዮሃንስ ኣብ
መጽናዕቱ ብዙሓት
ኣገደስቲ ነጥብታት
ኣሊዒሉ ኣሎ። እዛ
መጽሓፍ ነቶም
ኣገደስቲ ነጥብታት
ብምፍታሽ ብውሑዱ
ነዞም
ዝስዕቡ ነጥብታት
ኣካቲታ ትርከብ።

1. ካብ ዝኽሪ
ህብረተሰብ ዝሃሰሱ
ኣፋዊ ግጥምታት


2. ህብረተሰብና ኣብ
ግዜ መግዛእቲ
ጥልያን ብኸመይ
ባህሉ ዓቂቡ ይኸይድ
ከም ዝነበረ


3.  ኣብቲ ግዜ'ቲ
ዝነበረ ዘይተበረዘ
ጽባቐ ቋንቋ ትግርኛ
እንታይ ከም ዝመስል


4. እታ ህብብቲ
መጽሓፍ ዮሃንስ
ኮልሞዲን ዛንታ
ጸዓዘጋን ሃዘጋን
ብኸመይ ከም
ዝተጻሕፈት፡,በዓለ
መን ይተሓባበርዎ
ከም ዝነበሩ ከም
እውን ኣዘንተውቲ
ታሪኽ በዓል መን ከም
ዝነበሩ


ነዚኦምን ካልኦትን
ኣገደስቲ
ትሕዝቶታት ሒዛ እዛ
መጽሓፍ
ተቐሪባትልኩም
ኣላ'ሞ ወንንዋ።

You can find the book n the following link.

https://mahder.quickbutik.com/


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events