Dehai News

#TheVoiceKids HOLLAND. VOTE FOR OUR NEXT ERITREAN STAR SHAM TESFAI:

Posted by: Yared Tesfay

Date: Friday, 05 June 2020

London 5th June 2020

The finals will be aired on live on today Friday the 5th of June at 8pm, vote for Sham!! #TheVoiceKids HOLLAND.
VOTE FOR OUR NEXT ERITREAN STAR SHAM TESFAI:

ALL DUTCH ERITREANS: VOTE FOR SHAM: ONLY 1 PHONE MESSAGE IS ENOUGH TO HELP Sham Tesfay TO WIN THE HOLLAND VOICE KIDS.

ዓርቢ ዕለት 5 ሰነ ሰዓት 8 ናይ ምሸት፡ ሻም ኣብ ፍጻሜ ናይ’ቲ ብ “The Voice Kids’ ዝፍለጥ ህቡብ ናይ ህጻናት ናይ ደርፊ ውድድር ክትሳተፍ እያ። እቲ ውድድር ካብ ሰዓት 8 ናይ ምሸት ጀሚሩ ኣብ RTL 4 ብቐጥታ ክመሓላለፍ እዩ። ሻም፡ ተዓዋቲት ንምዃን ዘብቅዕ እኹል ዓቕሚ እኳ እንተለዋ፡ ቀዳመይቲ ኮይና ንኽትዕወት ግን ናትኩም ሓገዝ የድልያ እዩ። ምኽንያቱ፡ እቲ ካብ ህዝቢ ዝበዝሐ ድምጺ ዝረኸበ እዩ ኣብ መጠረሽታ ተዓዋቲ ኮይኑ ዝወጽእ። ኣብ’ቲ ምሸት፡ ንሻም ከተድምጽሉ ትኽእሉ ናይ ስልክን ኤስ ኤም ኤስ (sms) ቁጽርን ኣብ’ቲ መደብ ክሕበር እዩ።ስም ናይ ሻም (SHAM) ናብ’ዚ ቁጽሪ ብምድዋል ወይ ድማ ናይ sms መልእኽቲ ብምልኣኽ፡ ድምጽኹምን ንሻም ክትህቡ ትኽእሉ።

Best regards
Yared Tesfay


EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events