Dehai News

Dahabshiil long banner 728x90
Eritrea for mobile viewing

ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት ብደራሳይ ኣቶ ተስፋኣለም ተስፋይ ተደርሰት ብቛንቋ ጀርመን ተቶርጊማ ብዕለት 4 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ማንሃይም ሃ/ጀርመን ተመሪቓ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሃገረ ጀርመን ተዘርጊሓ ኣላ።

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Saturday, 18 May 2019

ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓትን ዝኽርታት ተዋስኦታት ሓጸርቲ ዛንታታት  
Dm eri tv subscribe

ኩሉ ሻዕብያ ገዲም ተጋዳላይ ሳሙኤል ገብረኣዶናይ ብምኽንያት ቦዓል ሓደ መስከረም ኣብ ፍራንክፈርት ዘቕረቦ ግጥሚ