(VOE-DC) ሰሚናር ብኣቶ ብርሃነ ገብረሂወት- ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ 1ይ ክፋል
VOICE OF ERITREA PROGRAM 5/18/19 INCLUDES:
- Seminar by Mr. Berhane Ghebrehiwet Charge D'affairs Embassy of Eritrea in the USA part 1
- Interview with Tegadalit Frewoyni Tecle part 1
- Interview with Mr. Woldu Fekadu DMV National Council Chair, regarding Independence Week programs
- Information on Independence day by Mr. Dawit Haile, Eritrean Embassy Consul
- News from Asmara
- Important announcement and Music
ኣርእስቲ መደባትና፦
- ሰሚናር ብኣቶ ብርሃነ ገብረሂውት -ፈጻሚ ጉዳያት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣመሪካ 1ይ ክፋል
- ቃለመጣይቅ ምስ ተጋዳሊት ፍረወይኒ ተኽለ 1ይ ክፋል
- ቃለመጠይቅ ምስ ወልዱ ፍቃዱ- ዲኤምቪ ሃገራዊ ሽማግለ ኣቦወንበር- ብዛዕባ መደባት በዓል ነጻነት 2019
- ሓበረታ ብኣቶ ዳዊት ሃይለ- ቆንስል ኤምባሲ ኤርትራ- ብዛዕባ መደባት በዓል ነጻነት 2019
- እዋናዊ ዜና ካብ ከተማ ኣስመራ ብጋዜጠኛ ገረመስቀል ገረዝጊሄር
- ኣገደስቲ ሓበረታን ሙዚቃን