Dehai News

ቃለ መጠይቅ ምስ ብሸውዓተ መንእሰያት ኣሕዋት ኣብ 2008 ዓ.ም ዝተመስረተት ጉጅለ ባህሊ ዘ ኢላይትስ

Posted by: Dimtzi Eritrawian1 Kab German

Date: Tuesday, 02 October 2018

ቃለ መጠይቅ ምስ ብሸውዓተ መንእሰያት ኣሕዋት ኣብ 2008 ዓ.ም ዝተመስረተት ጉጅለ ባህሊ ዘ ኢላይትስ

ብሸውዓተ መንእሰያት ኣሕዋት ኣብ 2008 ዓ.ም ዝተመስረተት ጉጅለ ባህሊ “ዘ ኢላይትስ” ኣብዚ ሕጂ እዋን ንገዲም ባህላዊ ሙዚቃታት ኤርትራ ብዘመናዊ ቅዲ ዳግማይ ብምድላው ንሰማዕቲ የቕርቡ ኣለው። አባላት እዛ ጉጅለ ባህሊ ቀንዲ ዕላማ እዛ ጉጅለ ነቲ ባህሊ ኤርትራ ብዓለምለኸ ደረጃ ኣፍልጦ ክረኽብ ንምግባር ምኳኑ ይገልጹ።ኣባላት እዛ ጉጅለ ባሕሊ ዝኾነ እዞም ሸውዓተ ኣሕዋት ንሙዚቃዊ ስርሓት ጥራይ ዘይኮነ ንናይ ድምጺን ምስሊን ስርሓት እታ ጉጅለ ባህሊ ባዕላቶም ከምዘዳለውዎ አቦኦም አቶ ሚኪኤል ሓጎስ የረድኡ።

WARSAY FULL LIVE MUSIC SHOW - New Eritrean Music 2022(Official Video)

Dehai Events