Date: Tuesday, 13 March 2018
ወርሒ መጋቢት ዕለት 13, 2018 ዓም ፈረንጂ
እዛ ድርሰት እዚኣ፡ ድግማ ናይ እታ መድረኽ 25B፡ ቅድሚ ክልተ ዓመታት፡ ኣብ 10/16/2016 ዘቃላሕኩዋ እያ። ብመሰረታ ወይ ብቐንዳ፡ ለውጥታት ኣብ ኣሰራርዓን ሓደ ክልተ ቃላትን ገረላ፡ ኣሎኹ ደኣ እምበር፡ ከምዝነበረታ ንሳ እታ መድረኽ 25B እያ። ኣይ በልናንዶ ንማለት እያ ትድገም ዘላ። ኣቦ ዜማ ሃገር ዶክተር በረኸት መንግስትኣብ ከኣ፡ በቲ ኣብ መሬት ዘይ ወድቕ ዘማኡ ተጠቒሙ ንዝበሎ፡ ከም መፈለምታ ንባብ ይደግሞ ኣሎኹ።.................. ምንጪ ጽሑፍ፡ ሰኪዔት መስከረም ...............ምንባብ ቀጽል |