Dehai News

YouTube.com: Eritrean: Project Hospital Beds for Eritrea from Minnesota 2017

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 22 November 2017

Eritrean: Project Hospital Beds for Eritrea from Minnesota 2017

 
እቲ ብግዱሳት ኤርትራውያን ተቐማጦ ሚነሶታ ተበጊሱ፡ ኣብ ኤርትራ ንዝርከብ መወልዳን ሆስፒታል ዘገልግል 38 ዘመናዊ ዓራት ድሕሪ ሓያል ኒሕን ሓቦን ዝተሓወሶ ጎስጓስ ናብ ኤርትራ ተላኢኹ። ናይ መጓዓዝያ ( shipment ) ወጻኢታት ኩሉ ብተቐማጦ ኤርትራውያን ኣብ ሚነሶታ ድማ ተዓሚሙ።
 
ዓወት ንሓፋሽ

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events