Basic

ራህዋን ጸገምን ብሓደ ንሕለፎ።

Posted by: Ghebrengus Mesmer

Date: Monday, 05 January 2026


ወዲ ሰብ ነባሪ ኣይኮነን፡ ነባሪ ታሪኽ ጥራሕ እዩ። ታሪኽ ብክልተ መልክዕ ይንገር። ጽቡቕ ታሪኽን ሕማቕ ታሪኽን። ጽቡቕ ይኹን ሕማቕ ታሪኽ ምስ ዎሎዶታት ዝኸይድ'ዩ።  ካብ ኣቦኽ ታሪኹ ጽቡው ኣይነበረን ትበሃል፡ ኣቦኻ ከመይ ዝበለ ሰብ በዓል በዓል ጽቡቕ ታሪኽ ኔይሩ ክትበል ኩርዓት ይፈጥረልካ።  እዛ ትስዕብ ደርፊ ናይ ነፍስሄር ኣልኣሚን ዓብደል ለጢፍ ንገለ እንትስይ ተዛኻኽረና፡ ንገለኸ እንታይ ትምህረና፡ ምስዚ ሕጂ ናይ ሓደ ክልተ ቁልፊ ምፍታሕ ከመይ ጌርና ነዛምዳ ኩልና ክንሰምዓ እናህተለ።
https://youtu.be/Lj2411qO23E?si=bfmFYXwLQUdg1NhW

My vision for Eritrea: using the power of mathematics to inspire innovation, education, and nation-building. Let’s build a stronger future together.

Dehai Events