Tesfanews.net: ክትራ ብቐትሪ -ሽፍትነት ጎዶቦ, ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!! ብጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣-4ይ ክፋል-

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 28 May 2014 23:51:00 +0200

ክትራ ብቐትሪ -ሽፍትነት ጎዶቦ, ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!!-4ይ ክፋል

 

ብጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣

 

እዚ ራብዓይ ክፋል ጽሑፍና፡ መቐጸልታ ናይቶም ኣቐዲምና ዘቕረብናየን ሰለስተ ክፋላት ኮይኑ፡ ኣብዚ ጽሑፍ‘ዚ ብጉዳይ ከሰተ ጠዓመ ኣኮሎምን (ወጅሃይ)፡ ተራ መልኣከ ሰረቐን፡ኤልሳ ጭሩምን፡ ዮውሃንስ ማሕራይን (ጆን ማሕራይ)፡ ከምኡውን ኣብ መቐለ ዝርከቡ ብተቓወምቲ ዝፍለጡ እንታይ ከምዝመስልን፡ ነቲ ሕልኽልኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ብምትሕብባር ስርዓት ኣዲስ ኣበባ፡ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን መንእሰያትናን ዝግበር ውዲትን ዘጋጥሞ ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዝቐረበ ጽሑፍ እዩ፡

 

ደጊምና ክንሕብሮ ንፈቱ፡ ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ`ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፣ ንናይ ሓደ ውልቀ-ሰብ ጉዳይ ኢልና ዘይኮነ፣ እንታይ ደኣ ብመገዲ እቲ ውልቀ-ሰብ ንምልእቲ ሃገር ወረ ሕጅስ ንምልእቲ ኣፍሪቃ እንተበልና ኣየጋነናን፡ ኣብ ባይታ ብዘየለ ነገርን፡ ጭብጢ ብዘይተረኽቦ መንገድን፡ ነቲ ናይ ንድየትን ዕንደራን ደባሊቕካ፡ ንሃገር ብዕምበረ-ሓሶት ጸሎሎ ቀቢእካ ንዝግበር ዳንኬራ ክስታት ንምቅላዕ ዝዓለመ እዩ። ክትራ ብቐትሪ ሽፍትነት ጎዶቦ ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ 4ይ ክፋል እንሆ። ብህድኣት ከተንብብዎ ድማ ንዕድም።[………]

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠ ፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠
   

ነዚ ጽሑፍ ብሰፊሑ ኣብ`ዚ ታሕቲ እትርከብ ስትርቲ ሕጥቦ ወይ [PDF] ኣንብቦ። ሰናይ ንባብ።

ብርሃነ ሃብተማርያም

 

 ንምኻኑ ዮውሃንስ ማሕራይ (ጆን ማሕራይ) መን እዩ?

???? ????? ???? (?? ????) ?? ???






image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Wed May 28 2014 - 17:51:09 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved