Tesfanews.net: ክትራ ብቐትሪ -ሽፍትነት ጎዶቦ, ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!!-3ይ ክፋል

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Sun, 25 May 2014 22:11:26 +0200

ክትራ ብቐትሪ -ሽፍትነት ጎዶቦ, ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!!-3ይ ክፋል

 

25.05.2014

 

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣

 

ኣብዚ ሳልሳይ ክፋል ጽሑፍና፣ መቐጸልታ ናይቲ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ሕቡራት ሃገራትን፣ ምትእስሳሩ ምስ ስርዓት ኣዲስ ኣበባን፣ ዘጋጥም ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕረበ ጽሑፍና መመላእታ እዩ። ድጊምና፣ ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ`ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፣ ንናይ ሓደ ውልቀ-ሰብ ጉዳይ ኢልና ዘይኮነ፣ እንታይ ደኣ ብመገዲ እቲ ውልቀ-ሰብ ንምልእቲ ሃገር ወረ ሕጅስ ንምልእቲ ኣፍሪቃ እንተበልና ኣየጋነናን፡ ኣብ ባይታ ብዘየለ ነገርን፡ ጭብጢ ብዘይተረኽቦ መንገድን፡ ነቲ ናይ ንድየትን ዕንደራን ደባሊቕካ፡ ንሃገር ብዕምበረ-ሓሶት ጸሎሎ ቀቢእካ ንዝግበር ዳንኬራ ክስታት ንምቅላዕ ዝዓለመ እዩ።[………]

፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠፠
  

ነዚ ጽሑፍ ብሰፊሑ ኣብ`ዚ ታሕቲ እትርከብ ስትርቲ ሕጥቦ ወይ [PDF] ኣንብቦ። ሰናይ ንባብ።

ብርሃነ ሃብተማርያም

matt-bryden

UN Monitoring Group and it’s Obsession with the Eritrean Air Force.






image003.jpg
(image/jpeg attachment: image003.jpg)

Received on Sun May 25 2014 - 16:11:52 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved