Tesfanews.net: ክትራ ብቐትሪ፡ ሽፍትነት ጎዶቦ!!! ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!!

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Mon, 19 May 2014 21:34:29 +0200

ክትራ ብቐትሪ፡ ሽፍትነት ጎዶቦ!!!

ምስ ተሓዝለ ዝሓጽር ድንኪ!!!

 

19/05/2014

 

ብ ጉጅለ ተጸናጸንቲ እከይ ውዲታት፣

ኣብዚ ናይ ሎሚ ጽሑፍና፡ ንብዙሕ ሕልኽላኻዊ ውዲት ኣሰራርሓ ተቖጻጻሪ ጉጅለ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን፡ ምትእስሳሩ ምስ ሥርዓት ኣዲስ ኣበባን፡ ዘጋጥም ዘሎ ብድሆታትን ብዝተጨበጠ መልክዑ ዘቕርብ እዩ። ኣብ ኣቀራርባና ምናልባት ንሓደ ውልቀ-ሰብ ንከላኸል ዘለና ከምስል ይኽእል ይኸውን። ኣብ ውሽጢ ናይ`ቲ ትሕዝቶ ብጥልቀት ምስ እንኸይድ ግን፣ ንናይ ሓደ ውልቀ-ሰብ ጉዳይ ኢልና ዘይኮነ፣ እንታይ ደኣ ብመገዲ እቲ ውልቀ-ሰብ ንምልእቲ ሃገር ወረ ሕጅስ ንምልእቲ ኣፍሪቃ እንተበልና ኣየጋነናን፡ ኣብ ባይታ ብዘየለ ነገርን፡ ጭብጢ ብዘይተረኽቦ መንገድን፡ ነቲ ናይ ንድየትን ዕንደራን ደባሊቕካ፡ ንሃገር ብዕምበረ-ሓሶት ጸሎሎ ቀቢእካ ንዝግበር ዳንኬራ ክስታት ንምቅላዕ ዝዓለመ እዩ።[………]

 

ነዚ ጽሑፍ ብሰፊሑ ኣብ`ቲ ታሕቲ ትርከብ ስቱር ሕጥቦ ወይ [PDF] ኣንብቦ። ሰናይ ንባብ።

ብርሃነ ሃብተማርያም

http://www.tesfanews.net/shiftnet-godobo/

 




Received on Mon May 19 2014 - 15:39:35 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved