| Jan-Mar 09 | Apr-Jun 09 | Jul-Sept 09 | Oct-Dec 09 | Jan-May 10 | Jun-Dec 10 | Jan-May 11 | Jun-Dec 11 | Jan-May 12 | Jun-Dec 12 |

[dehai-news] ኮ/ል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) መን'ዩ? 2ይ ክፋል

From: Berhane Habtemariam <Berhane.Habtemariam_at_gmx.de_at_dehai.org>
Date: Wed, 24 Apr 2013 00:13:46 +0200

ኮ/ል ተኸስተ ሃይለ (ወዲ ሃይለ) መን'ዩ? 2ይ ክፋል

 

23.04.2013

http://alenalki.com/images/stories/2013/April/tekeste%20haile2.pdf

 

ወያናይ ነፍሄር መለስ ዜናዊ ምስ ካልኦት መሳርሕቱ፣ ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ብዙሕ ሽርሕታት ዝመሃዘ ሰብ’ዩ። እቲ ከም ሕቡእ መደባት ወይ እቲ ክኢልናዮ ኢሉ ከም ብእስትራተጂ ዝሓንጸጾ ውዲታት ብዙሕ’ዩ። ነቲ ክፋእ ማለት ኤርትራ ናይ ምብትታን ፕሮጀክት፣ ክብሪ ዘይብሎም ሕሱራት፣ ብርእሰ ምትሓት ዝሳቐዩ ስኑፋት፣ ብስስዐ ዝዓወሩ ድኹማት ንምርካብ ሰፊሕናይ ምፍታሽ ጻዕሪ ዝብል ነበረ።...........................................

 

Received on Wed Apr 24 2013 - 10:50:44 EDT

Dehai Admin
© Copyright DEHAI-Eritrea OnLine, 1993-2013
All rights reserved