World News

ኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀኣንስትዮ - ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን* እዩ ! ምእንቲ ድሕነትን ሓልዮት ጥዕናን ሕብረተሰብና ፡

Posted by: NUEW Cologne - Germany

Date: Wednesday, 11 March 2020




ኣህጉራዊ  መዓልቲ  ደቀኣንስትዮ - ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 * ኣይካየድን*  እዩ !

             ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን !

ብምኽንያት ኣብዚ እዋን‘ዚ ኣብ ዓለምናን ካባቢናን ተኸሲቱ  ዘሎ ተላጋቢን  ኣስጋእን  ዝኾነ ሕማም        ለበዳ ቫይረስ ኮሮና“   ምእንቲ ድሕነትን ሓልዮት ጥዕናን ሕብረተሰብና
ንዕለት 14-03-20 ኣብ ከተማ ከለን ተመዲቡ ዝነበረ 
ብዓልኣህጉራዊ መዓልቲ ደቀ ኣንስትዮንግዚኡ ጠጠው ኣቢልናዮ ኣሎና

ኩነታት ኣብ ዘፍቅዶ እቲ በዓል ከነካይዶ ምዃና እናሓበርናኩልኹም ጉዱሳት ብጾትናን ዕዱማትናን ይቕረታ እና ሓተትና ንኽትርዱኡና ድማ ሓደራ ንብል

                      የቐንየልና !



   ኣብ ከተማ ከለን ንዕለት 14-3-20 ኣይክካየድን እዩ !

Für 14-3-20 geplanten Weltfrauentag in Köln fällt aus!



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events