Date: Monday, 02 September 2019
ወድና ሓውናን ዕዉት ስፖርታዊ መንእሰይ መኽሰብ ደበሳይ ኣምባሳደር ሃገሩ፡
ሃገሩ ወኪሊ ኣብ Deutschland Tour ይርከብ። ግዱሳት ኤርትራውያን ሽቱትጋርት በቲ ዝገበርክሙሉ ምትብባዕ ድማ ንዝኹልና ዓቢ መርእያ እዩ። ክብሪ ይሃብኩም