World News

ECSS-Online.com: ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት፡ ነፍስኻ እትውከሰሉን እትግምግመሉ መዓልቲ............

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Monday, 17 June 2019

ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን

ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ
ብኣጋጣሚ መዓልቲ ሰማእታት፡ ነፍስኻ እትውከሰሉን እትግምግመሉ መዓልቲ፡ ምስ ሰማእታት ዝመቐረ፡ ዝጸበቐን ዝመረረን ሂወት ኣሕሊፈ፡
ኣብ ሰውራ ቀዳማይ ዝርአኹዎ ስዉእ ኣብ 1967 እዩ፡
ንሕና ቅኑዕ መኣዝን ሒዝና ንጉዓዝ ኣሎና!
ድሌት ክቡር ህዝብና ዘማልእ ክውንነት ንምፍጣር ንቅድሚት ንመርሽ!!

ወርሒ ሰነ 17, 2019 ዓም ፈረንጂ

መርበብ ሓበሬታ ማእከል እስትራተጂያዊ መጽናዕቲ ኤርትራ ብኣጋጣሚ 20 ሰነ መዓልቲ ሰማእታት ኤርትራ ምስ ጽሓፊ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ተጋዳላይ ኣልኣሚን መሓመድ ስዒድ ቃለ መጠይቕ ኣካይዱ። ንሱ ኣብ ቃለ መሕትቱ፡ መዓልቲ ሰማእታት ሕድሪ ጀጋኑ ሰማእታት ክሳብ ክንደይ ፈጺምና ነብስና እንግምግመሉን ካብ ሕሉፍ ትምህርቲ እንቀስመሉን ናይ ቀረባን ርሑቕን እስትራተጂ እንስእለሉን ኣጋጣሚ ምዃኑ ኣዘኻኺሩ። ካብ’ቲ ብዙሕ ቅያታት እተፈጸመሉ ሃብታም ታሪኽ ሰውራ ኤርትራ ስለምንታይ 20 ሰነ ከም መዓልቲ ሰማእታት ተመሪጻ ድማ….............

................ምንባብ ቀጽል


6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events