World News

መርበብ ሓበሬታ ንስኻ/ኺ ትቦ፡ በርካታ የትግራይ ልጆች ኤርትራዊ ዜግነትን ይሻሉ የመባሉ ውንጀላ ሲዳሰስ

Posted by: Berhane Habtemariam

Date: Wednesday, 03 January 2018

በርካታ የትግራይ ልጆች ኤርትራዊ ዜግነትን ይሻሉ ይመባሉ ውንጀላ ሲዳሰስ
በ ታምሩ ገዳ
3 ጥሪ 2018 ዓም ፈረንጂ
ኣብዚ ስማዕ፡
https://www.youtube.com/watch?v=Y16z8ObGIP4
*እዚ`ሲ እቲ ኣንጻር ኤርትራ ኣብ ዝተበገሰሉ ሸርሕታትን ጥልመትን እዋን ኣትሒዙ ክፈአልጥ ዝደለየ ሰብ፣ ብፍላጥ እዝኑ እንተዘይጸሚሙ ዓይኑ አንተዘይዓሚቱ ከምኡ'ውን ኣፉ እንተዘይሓቲሙ/ሎኺቱ እሹንኳይ ንሕና ኤርትራውያን ኩል ዝፈልጦ እዩ። እንታሞ ክኸውን ሕጂ፣ `ድሕሪ ማይ ኣብ በዓቲ`እኮ ኮይኑ ነገሩ። ሰራቒትን መደናገሪትን ሓሳዊትን ስስዕትን ተበላጺትን ዓለም እኳ እያ ኣጋጢማትና ዘላ።
 
*ብርሃነ ሃብተማርያም

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events