Event

ፈስትቫል ኤርትራ ጀርመን 2019 ** ካብ ዕለት 12 – 14 ሓምለ 2019 ** ኣብ ሀሰን-ሃለ ጊስን ** ንኽካየድ ተመዲቡ ኣሎ !

Werbung nr 1 in dec 2018

Dm eri tv subscribe

ክልተ ቕነ ኣብ ድፍዓት ብደራሳይ ኣቶ ኣለምሰገድ ተስፋይ ተደርሰት ብቛንቋ ጀርመን ተቶርጊማ ብዕለት 4 ግንቦት 2019 ኣብ ከተማ ማንሃይም ሃ/ጀርመን ተመሪቓ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሃገረ ጀርመን ተዘርጊሓ ኣላ

Dehai Events