Dehai

መንእሰያት ህ.ግ.ደ.ፍ. ኤሮጳ ዓቢን ሰፊሕን ባህላዊ ትልሂት ንኹሉ ዕድመ ዘዘናግዕ መደብ ንዕለት 3.12.2016 ኣብ ከተማ ዳርምሽታት - ጀርመን ኣዳልዮም ንኹሉ ኤርትራዊን ኣዕሩኽቲ ኤርትራያንን ብኽብሪ ይዕድሙ።

Posted by: Eritrean Ngermany

Date: Wednesday, 30 November 2016

Inline-Bild 1

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events