Dehai

ገጽ-መጽሓፍ፡ ዕድመ ናብ ኤርትራ ባህልን ስፖርትን ኮሚሽን-ኣስመራ

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Thursday, 19 July 2018

ወርሒ ሓምለ ዕለት 19, 2018
***ኪዲ በሊ፣ ወያነ ሕጅስ እምበኣር ኣሕዋት ምዃና ተረዲእኩም? መቸም ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ። "እንተዘይሞትክን`ሲ ጥዕና ኣለክን" ድዮም ዝበሉና ለባማት ኣበዋትና! ብዝኾነ እንቛዕ ነዚ ክንርኢ ኣብቅዓና ደቂ ኤረይ! ዮሃና ነቲ ዓቃልን ጽኑዕን ህዝቢ ኤርትራን መሪሕነቱን ጅግና ምክልኻል ሰራዊት ኤርትራን!!!
ዓወት ንሓፋሽ!!!
ብርሃነ ሃብተማርያም
https://scontent-frt3-2.xx.fbcdn.net/v/t1.0-9/37295148_2074162926155187_2160695534338179072_n.jpg?_nc_cat=0&oh=ca7d0d46ae0dce42c63676a14f5efc68&oe=5BE13F1F

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events