Dehai

poster 8 March in Wetterau Germany

Posted by: Medhanie Tesfalem

Date: Wednesday, 01 March 2017

 ዝኸበርኩም ጋንታ ደሃይ ኦርግ : ምዉቕ ሃገራዊ ሰላምታና ይብጻሕኩም : ስዒባ እነቕርባ ሓበሬታ ከምዘላታ ከተቃልሑልና ብትሕትና ንሓትት : 


መተሓሳሰቢ :
ጽምብል 8 መጋቢት ቬተራው : ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ንዕለት 28.03.2017 ተባሂሉ ተጻሒፉ ዘሎ : ጌጋ ሓበሬታ ኮይኑ : ኣብ ክንዳኡ ንዕለት  25.03.2017 ተባሂሉ ክእረም ብትሕትና ነዘኻኽር :
ኣኽበርትኹም
ኣ/ሽ/ን/ጨ/ሃማደኤ ቬተራው:  
ዓወት ንሓፋሽ :
Flyer 8 March 2017 HAMADE Wetterau.pdf
Flyer 8 March 2017 HAMADE Wetterau.pdf

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events