Dehai

poster 8 March in Wetterau Germany

Posted by: Medhanie Tesfalem

Date: Wednesday, 01 March 2017

 ዝኸበርኩም ጋንታ ደሃይ ኦርግ. ሃገራዊ ሰላምታ እናኣቕረብና እዛ መተሓሳሰቢ ከምዘላታ ከተቃልሑልና ብትሕትና ንሓትት :

መተሓሳሰቢ :
ጽምብል 8 መጋቢት ቬተራው : ኣብ መራኸቢ ብዙሃን ንዕለት 28.03.2017 ተባሂሉ ተጻሒፉ ዘሎ : ጌጋ ሓበሬታ ኮይኑ : ኣብ ክንዳኡ ንዕለት  25.03.2017 ተባሂሉ ክእረም ብትሕትና ነዘኻኽር :
ኣኽበርትኹም
ኣ/ሽ/ን/ጨ/ሃማደኤ ቬተራው:  
ዓወት ንሓፋሽ :

6ይ ክፋል: ማዕበል ስርሒት ፈንቅል - የካቲት 1990 - ሰነዳዊት ፊልም| sirihit fenkil 1990 - part 6 - ERi-TV Documentary

Dehai Events