Date: Thursday, 10 January 2019
"ድሕሪ ማይ ኣብ በዓቲ ናይ ወያነ መዝሙር ሰላም"
መ ዝገብ ፍርዲ ዓለም ብብይን ምስ ተዛዘመዝ ርርብ አየድልዮን ጉዳይ ባድመ
ሙ ኩራት ደያኑ ዝተበየነ ብቀይዲ
ር እሰ ሓያላን እይቀየሮኦን እቲ ፍርዲ
ሰ በ ስልጣን ወያነ ንነብስዂም እይተዐሽዉ
ላ ታሕትን አይትበሉ መጻኢ ዕድልኩም አይተባላሽዉ
ም ኸንያት አይፈትሖን እዩ እቲ ሽግር
ብ ፍርዲ ምቅያድዩ እቲ እንኮ ቁምነገር
መ ንግስታዊ ስልጣን እንተ ጠለመኩም
ሳ ምሶናይት ገንዘብ ንዑስባት እንተ አቅረብኩም
ፍ ርዲ ምቅባል እዩ እቲ ዝሓሸ ዋላ እንተ መረረኩም
ን መጻኢ ምሕሳብ ኢዩ ኢቲ ዝበለጸ
ቲ ንቲ ሚና ተተኳሲ ተንኮልኩም ካብ ተገልጸ
ት ሕትና ኣርዮስኩም ዝተሰንዐ ብማሕላ
ግ ርህና አብቂዑዩ ብዘበነ ራእሲ ኣሉላ
ራ ኢና ቡሩህ ኢዩ ንመጻኢ
ይ ቅረታ ሕተቱ ንህዝቢ ኤርትራ እንተ ኮነኩም መዋጽኢ