Dehai

Serawr.com: ህልው ኩነታት ሃገርን ዞባን ኣማዓባብልኡን ምስጢራቱን – ረድዮ ፕሮግራም ሰራውር

Posted by: Berhane.Habtemariam59@web.de

Date: Saturday, 20 October 2018

ረድዮ ሰራውር ኣብ ናይ ሎሚ መደብ ዘተ ብዛዕባ ህልው ኩነታት ሃገርን ዘቦና ምስ ነኣምን መብራህቱን ኤፍሬም ኪዳነን ኣብ ቀዳማይ ክፋል ሕቶታት ኣብ ኣመዓባብላ እዚ ዘሎ ህልው ኩነታትን ብኸመይን ንምንታይን ከምእዉን ምኽንያታትን ምስጢራት ናይዚ ድሕሪ ዕስራ ዓመታት ዝመጸ ዓቢ ለውጢ እንታዮም? ናይ ሰላም ስምምዕ ንምንታይ ኣቐዲሙ ኣይተኻእለን ዝብሉ ዝድህስስ እንሆ። ሰናይ ምክትታል!

 

 

 

 

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events