Dehai

ሑሩይ ተድላ መንዩ፣

Posted by: Ghirmai Habtemicael

Date: Thursday, 25 January 2018

ዝኸበርኩም ኣካየድቲ ዌብ ሳይት

ተኸታትሊ መደብ  ደሃይ ኦርግ ኢየ: ካብ እተስፍርዎ ሓበሬታታት ንጉዳይ ሃገርናን ካልእን ብዙሕ ትምህርትን ሓበሬታትን ኢየ ዝረክብ ብስርሓኹም ዕጉብ ኮይነ ኣሳልጦ ይምነየልኩም።

እዛ ዝልእኸልኩም ዘለኹ ጽሕፍቲ: ኣቶ ሑሩይ ተድላ ባይሩ ብዕለት 20 ጥሪ 2018 ኣብ ቲቪ ሰነድ ኣብ ዝገበሮ ቃለ መጠይቕ: ንኽቡር ፕረሲደንት ሃገረ ኤርትራ ክጸርፎን ከቓልሎን ስለ ዝሰማዕክዎ: ብዛዕባ ሑሩይ ዘሎኒ ርእይቶይ ክገልጽ ስለ ዝደለኹ ኣብ ድሃይ ንኽተውጽእዎ ብትሕትና ይሓትት።

ፋሲል ቀለታ (ሚላኖ)



EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events