Dehai

Tigrigna Article on Eritrea's Future Economical destiny (ፖለቲካዊ ብቕዓት ዝፈጥሮ ቁጠባዊ ሓይሊ)

Posted by: Bereket Feday

Date: Tuesday, 23 January 2018

ፖለቲካዊ ብቕዓት
ዝፈጥሮ ቁጠባዊ
ሓይሊ
ብዶ/ር በረኸት ፈዳይ
ኣብ ፖለቲካ ዓለም፡ ምስ እዋኑ ዝምዕብሉ ተርእዮታት ብዙሕ ውዲታትን ተስፋ ዘቑርጹ ሽርሕታትን ኣወሃሂዱ ኣብ ዝኽሰተሉ እዋን፡ ኣርሒቑን ኣዕሚቑን ክጥምት ብቕዓት ብዘለዎ ኣእሙሮ ዝተኸበ መሪሕነትን ውዳቤን እንተድኣ ዘይሃልዩ፡ ኩልጊዜ ግዳይ ናይቲ ቅድሜኡ ዝያዳ ሰጒሙ ንረብሓኡ ውዲታት ዝኣለመ መስርሕ ከምዝገብረካ፡ ርሑቕ ከይከድና መብዛሕትአን ሃገራት ኣፍሪቃ ዝሓልፎኦ ዘለዋ ክውንነት ህያው ኣብነት ስለዝኾነ ምግምጋሙ ዘጸግም ኣይኮነን። ኤርትራ ግን ንጥፍኣታ ዝቐንዑ መጠነ ሰፈሕቲ ፖለቲካውን ወተሃደራውን ውዲታት ፊት ንፊት ገጢማ፡ ኣንፈታ ከይሰሓተት ሳላ ኣብ ዘቤታዊ ዕዮ ገዝኣ ጥራሕ ተጸሚዳ ብዓቕሊ ዝሰርሐት፡ ነቲ ናይ ጸላም መድረኽ ስዒራ ኣብ ባዕላ እትውንኖ ሓድሽ መድረኽ ተቛምት ምህላዋ፡ ከም ብርሃን ቀትሪ ንኹሉ ጋህዲ እንዳኾነ ዝመጽእ ዘሎ ሓቂ እዩ።

See attached PDF FILE for more ...

EmbassyMedia - ራብዓይ ግንባር!

Dehai Events